Category: other

ካሳሁን ቸኮል ሽልማት ፐን ኤርትራ 2023 ተቐቢሉ

  ብደረጃ-ዓለም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ኣሕታሚ ካሳሁን ቸኮል፡ ካብ ዕለት 7-8 ጥቅምቲ ኣብ ኣንትወፕ-በልጅም (Antwerp – Belgium) ኣብ ዝተቓንዐ ዓመታዊ ኣኼባ ፐን ኤርትራ  ብምርካብ፡ ሽልማት ፐን ኤርትራ 2023 ተቐቢሉ። ኣቶ ካሳሁን ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን  ኣብ ቃልሲ መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነጽሑፍን ብዘመዝገቦ ጕሉሕ ኣበርክቶ እዩ  ተዓዋቲ ሽልማት ፐን ኤርትራ 2023  ክኸውን ክኢሉ። ኣቦ-መንበር ኮሚተ ሽልማት

Continue reading

PEN Eritrea conducted its Annual Meeting: elected its leadership

  PEN Eritrea conducted its Annual Meeting in Antwerp-Belgium from 7-8 October 2023. PEN members from around the world attended the annual meeting in person and online and discussed multiple topics the centre defends and promotes. Participants elected an Executive Committee (EC) and Advisory Board (AB) for three years of tenure per the PEN Eritrea’s

Continue reading

ፐን ኤርትራ ዓመታዊ ኣኼባ 2023 ኣካይዱ፡ ሓደስቲ ኣባላት መሪሕነት መሪጹ

  ፐን ኤርትራ፥ ዓመታዊ ኣኼባኡ ካብ 7-8 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ኣንትወፕ-በልጁም ኣቃኒዑ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብኣካል ናብ በልጁም ዝመጽኡን ብመንገዲ ኢንተርነት ብርሑቕ ዝተሳተፉን ኣባላት ፐን ኤርትራ፥ ኣብ ሓያለይ እቲ ማሕበር ዝቃለሰሎምን ዝነጥፈሎምን ጕዳያት ኣድሂቡ ንዝቐረበ ጸብጻባት ድሕሪ ምስማዕ፤ እወታውን ኣሉታውን መዳያት ገምጊሞም። ብመሰረት እቲ ኣብ ነፍስወከፍ ሰለስተ ዓመት ምምራጽ ሓደስቲ ኣባላት ፈጻሚት ኰሚተን ኣማኻሪት

Continue reading

Kassahun Checole Has Been Named Winner of PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award 2023

  Publisher Kassahun Checole, the founder of the world-known Africa World Press and the Red Sea Press, has been named the winner of PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award 2023. This year’s Awards Committee comprised Habtom Weldeyowhaness, Yirgalem Fisseha and Yonatan Tsighe (Dr), received a long list of contestants, and after an in-depth examination of

Continue reading

ካሳሁን ቸኮል፤ ተዓዋቲ ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2023 ኰይኑ ተረቚሑ

  መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን (Africa World Press)፡ ረድ-ሲ ፕረስን (The Red Sea Press) ካሳሁን ቸኮል፥ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ብኣሽሓት ኣርእስቲታት ዝጽውዑ መጻሕፍቲ ብምሕታምን ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቅዳሓት ብምዝርጋሕን፡ ስነጽሑፍ ኣብ ምድንፋዕ ብዝተጻወቶ ዕዙዝ ተራ፤ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ደሞክራሳዊ ስርዓት ንምትካል ብዝገበሮን ይቕጽሎ’ውን ዘሎ ዘይተባተኸ ቃልሲ ተዓዋቲ ሽልማት ናጽነት ምግላጽ

Continue reading

Shadow Report in Response to the Initial Report of the State of Eritrea to the ACHPR

PEN Eritrea and PEN International’s shadow report on Eritrea pursuant to Rule 74(2) of the Procedure of the African Commission on Human and Peoples’ Rights (ACHPR), in examination of the Initial Report of the State of Eritrea. Introduction PEN Eritrea and PEN International 1 submit this shadow report on Eritrea pursuant to Rule 74(2) of

Continue reading