Category: meanwhile

‘የሰላም ድምፆች’ (Voices for Peace) የግጥም ስብስብ – ሕትመት ጥሪ

  የጻሃፍያን ማህበር – ፐን ኤርትራ በስደት፥  የኢትዮጵያንና የኤርትራ ሀገር ገጣሚያንን ድምፆች በአንድ የስነ-ጽሁፍ ቦታ በማገናኘት የስነ-ግጥም ስብስብ ለማሳተም አስቧል፤ የዚህም ህትመት አካል ይሆኑ ዘንድ የሁለቱም ሀገራት ገጣሚያንን ስራዎቻቸውን እንዲያቀርቡ ይጋብዛል። ስለ ስብስቡ ስነ-ጥበብ በአብዛሃኛው ተገቢውን ትኩረት በማያኘበትና ለጠባብ አጀንዳዎች በሚውልበት ወቀት ይህ ‘’የሰላም ድምፆች’’ ህትመት ጥሪ በአንፃሩ ጥበባትን እንደ ብረቱ ምስክርነት ይመለከታቸዋል። ይህ ስብስብ

Continue reading

‘ድምጽታት ንሰላም’፤ ሕትመት እኩብ ግጥምታት – ጻውዒት ተሳትፎ ንገጠምቲ

ድምጽታት ንሰላም ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት፥ ገጠምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድምጾም ኣብ ሓባራዊ ስነ-ጽሑፋዊ መድረኽ ባይታ ንምፍጣር ብዘለዎ መደብ መሰረት፡ ገጠምቲ ነቲ ብጥርኑፍ ዝሕተም እኵብ ግጥምታት-‘ድምጽታት ንሰላም’ ዝበቅዕ ስርሖም ከቕርቡ ይዕድም። ብዛዕባ ድምጽታት ንሰላም ስነ-ጥበብ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ንጸቢብ ኣጀንዳታት ኣብ ዘገልግለሉን ዝዋፈረሉን ዘሎ እዋን፡ ‘ድምጽታት ንሰላም’ ንግጥሚ ከም ሓደ ዕቱብ ሰብኣዊ ምስክርነት ጌሩ እዩ ዝርድኦ። ንሰላም

Continue reading

ሚኪኤል በርሀ – እቲ ኣብ ዓዱ ዘይከበረ ነቢ!

ደሳለ በረኸት* ንጋዜጠኛን ደራስን ሚኪኤል በርሀ፡ ድሕሪ ግንቦት 1991 እየ ዝያዳ ዝፈልጦ። ኣብቲ ግዜ’ቲ፡ ስሙ ኣብ ራድዮ “ድምጺ ሓፋሽ” ከይሰማዕካያ፥ ከምኡ’ውን – ገለ ካብ ጽሑፋቱ ኣብ ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ” ከየንበብካ ምቕናይ ልሙድ ኣይነበረን። ከም ሓቂ፡ ንሚኪኤል በርሀ ኣብ መወዳእታ 80ታት እውን፡ ሳሕቲ – ከም መራሒ-መድረኽ፡ ናይ ጒጅለ ባህሊ “ሂላል” እንከሎ፡ ርእየዮ እፈልጥ ነይረ’የ። ሽዕኡ፡ ሓውሲ

Continue reading

ዝተረስዐ ዝዝከር ጋዜጠኛ

  ኮኾብ ተስፋልደት* ብዛዕባ እቲ ንፈልጦ ግን ከኣ ዘይንፈልጦ ጋዘጤኛ ዳዊት ኢሳቕ። ስሙ እቲ ንኽንደይ ዓመታት ክዝከር ንሰምምዖ ጋዜጠኛ። ምሳና ከም ዝዓበየ፡ ዝተማህረ ከም ሓደ ብቐረባ ንፈልጦ ከም ዝኾነ ዝስመዓና ስም—ዳዊት ኢሳቕ። ምስሉ ግን እቲ ኣብ ሓደ ዕድመ ደው ዝበለ፡ ኣፍሮ ዓይነት፡ ጽልም ኢሉ መንእሰይ ከሎ ዝገደፈልና ጥራሕ እዩ። ሕጂ እንታይ ይመስል፧ ከመይ ይዛረብ፧ ከመይ

Continue reading

Dawit Isaak: forcibly disappeared journalist has been awarded The Edelstam Prize 2024

  The Edelstam Foundation announced in a press release today that The Edelstam Prize 2024 has been awarded to Mr Dawit Isaak, an Eritrean-Swedish journalist in recognition of his exceptional courage and dedication to human rights and freedom of expression. Isaak, who co-founded Setit, Eritrea’s first independent newspaper, was arrested in September 2001 during the

Continue reading

ኣብ ልብን ዝኽሪን ዝሕተማ ጋዜጣታት

እየሩሳሌም ሃይለ (እዚ ጽሑፍ ኣብ መወዳእታ መስከረም 2023፡ ብመሰረት ዕድመ ፐን ኤርትራ ብ እዮርሳሌም ሃይለ ዝተበርከተ ዀይኑ፥ ብምኽንያት ተዓቚሩ ጸኒሑ፡ እነሆ ሎሚ ማእከል-ሓሳብ እቲ ጽሑፍ ኣብ ዝዀነት ታሪኻዊት ዕለት ንንባብ ይቐርብ።) ———– ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣቢሉ ይኸውን፡ ብምኽንያት ዝኽሪ 18 መስከረም ምዕጻው ነጻ ፕረስን፡ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዘለኒ ዝኽሪ ብጽሑፍ ከካፍል ዕድመ

Continue reading

ኢቫን እቲ ዕሉልን፡ ቫሲሊ እቲ ጽሉልን

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል* 24 ለካቲት 2022 ዝጀመረ ውግእ ሩስያ-ዩክረይን፡ ብብዙሕ መኣዝናት’ዩ ዝጥመት። እቲ ፍሩይን ጉሉሕን፡ ምስ ምስፍሕፋሕ ውድብ ውዕል ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ይተኣሰሰር። ሱር መሰረቱ እንተተበርበረ ግና፡ ጫሌዳታት’ውን ዘሎዎ ኰይኑ ኢና እንረኽቦ። ነዚ ሓጺር ትንተናዊ ጽሑፍ፡ ሓባራዊ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንኢትዮጵያ ከም ሩስያ፡ ንኤርትራ ድማ ከም ዩክረይን ጌርና ብምንጽጻር ከነንብቦ እምሕጸን።

Continue reading