UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists Launched in Parliament in London, an exhibition features images of Eritrean journalists, political activists, and government critics who were detained in September 2001 . This followed the end of Eritrea’s border war with Ethiopia, and the beginning of a crackdown on media and other freedoms in the country.
Category: files and records
Abraham T. Zere Kab Rix’ Ḥǝfnti (ካብ ሪቕ ሕፍንቲ): A Memoir by Tekie Beyene. Asmara, Hidri Publishers, 2009. 286 Kab Rix’ Ḥǝfnti, a memoir written in Tigrinya, breaks new ground in the annals of Eritrean literature not only for the style it adopts but also for its treatment of the independence struggle through personal experience.
ንምዕባለ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ መእተዊ ካብ ኣርእስቲ ናይ’ዚ ጽሑፍ ምርዳእ ከም ዝከኣል ምዕባለ ሕታማት ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ትግርኛ ካብ 1886 – 1991 እተሓትሙ ዝርዝር ምስ ሓጺር መግለጺኦም ዘቕርብ መጽናዕቲ እዩ። ብመጀመርታ ዝርዝር መጻሕፍቲ ክበሃል እንከሎ ብትግርኛ እተጻሕፉ መጻሕፍቲ ኩሎም ኣኪብካ ጥርኑፍ ብዝኾነ ኣሰራርዓ ምቅራብ ማለት እዩ። መግለጺ ማለት ከኣ ነቶም እተኣከቡ ወይ
ማቴዎስ ሃብተኣብ* ውክልና፡ ምጥባቕ እምበር ምጥቓዕ ኣይኰነ!! ሰባት ናብ’ዛ ዓለም ካብ ዝመጹ ኣትሒዞም ክሳብ ሕጂ፡ ብዝተፈላለየ መንገድን ብዝተፈላለየ ደረጃን ህይወቶም ብሓባር ክመርሑ ከም ዝጸንሑ ኩሉ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ዝዛረበሉ ሓቂ እዩ። ኣብ ጥንታዊ ሕብረተ-ሰብ ዓለምና፡ ሰባት ብደረጃ ጭፍራ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ብደረጃ ሃገር ተጠርኒፎም ይጒዓዙ ምህላዎም ርዱእ እዩ። እዚ ጥርናፈታት’ዚ ምስ ዓቕምን ተሞኲሮታትን እቲ ኣብኡ
ኣቐዲምና ስዩም ነዚ ዕድል ስለ ዝሃብካና ብስም ኣንበብትና ነመስግነካ። ኵነታት ኣተዓባብያኻን ናብ ሜዳ ኣሰላልፋኻን ከመይ ይመስል ከም ዝነበረ መዕለልካና’ዶ ? ኣነ`ውን ኣቐዲመ አመስግነኩም። ኣብ ኣስመራ`የ ዓብየ፡ ኣደይ ኣሓት ጥራይ ዝነበርኣ ኣደኣ ዘዕበየታ ዘኽታም ኰይና፡ ኣቦይ ተጠኒሱ እንከሎ ኣቦኡ ዝሞቶ፡ ኣደኡ ግና ብንእስነታ ርእሳ ላጽያ ዘዕበየቶ፡ ሓደን ዘኽታምን ግን ከኣ ጻዕራምን ሓያልን’ዩ ነይሩ። ኣብ ኣስመራ`ውን ተማሂረ።
መድሃኔ ሃይለ* ርእሲ-ዓንቀጽ ናይ 10 ሓምለ 2001 ሕታም ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ብሕታውያን ጋዜጣታት ሃገርና ናብ መንግስቲ ዝቐንዐ ነቐፈታ ብብዝሒ ይውሕዝ ኣሎ። ዝቐርብ ዘሎ ነቐፈታ ብዓይነቱ ኮነ ብትሕዝቶኡ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ናይ ፕረስ ዓመታት ተራእዩ ስለ ዘይፈልጥ ስክፍታታት ምፍጣሩ ኣይተረፈን። ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠሞ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ፡ ናይ ምዝራብ ኮነ ናይ ምጽሓፍ መሰሉ ተነፊጉ
ትማሊ ቀዳም መደብ ቁርሲ-ቀዳም ኣብ ጠዓሞት፡ ንመብዛሕትአን ጋዜጣታትና ምስ ኣንበብተን ገጽ ንገጽ ኣራኺባተን እያ ኣምስያ ብመገዲ ወከልተን። እተን ኣብቲ ኣጋጣሚ’ቲ ዝተረኽባ ጋዜጣታት ነቲ ኣደራሽ ካዛ ደሊ ኢታልያኒ ጸቢብዎ ዘምሰየ ተዓዛቢ፡ ነቲ ብኣላይነት ሌተናንት ኮሎኔል ኻልድ ኣበራን ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ ዃዳ)ን ዝተኣልየ መድረኽ፡ ዘቕረብኦ ሓጺር ጸብጻብ ምስ እንሰግር፣ ጋዜጣ ዘመን ኣብ መስከረም 1998 ብመልክዕ መጽሄት
ቢንያም ዮሴፍ* ንተበርህ ተስፋሁነይ ኣብርሃ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ ኣፍቃር ሙዚቃ ደኾን ይህሉ፧ ንምናልባት ቁሩብ ቦታ ገዲፍካ፡ እንትርፊ ብዕድመ ኣዝዩ ንእሽተይ፡ የለን ክትብል ትደፍር ኢኻ። ምኽንያቱ፡ ኣብ ታሪኽ ዘበናዊ ሙዚቃ ኤርትራ፡ እታ ቦዅሪ፡ ህብብቲ፡ ደራፊት ጓል ኣንስተይቲ ስለ ዝኾነት። እዛ ኣብ ’60ታት ንግስቲ ሙዚቃ ዝነበረት ተበርህ፡ ክሳብ ሎሚ ኣብ ፍቖዶ ኣብያተ ሙዚቃ ዝሽየጥን ኣብ ገዛውትን ካልእ መዛናግዒ
REVISED AND APPROVED IN THE SECOND ANNUAL GENERAL MEETING OF THE GENERAL MEMBERSHIP OF PEN ERITREA CONVENED ON THIS 6TH DAY OF JULY 2017 IN LILLEHAMMER, NORWAY Section I: General Principles Article 1. PEN Eritrea is founded with the objective of promoting, in an Eritrean context, the broader objective of PEN International, understood generally as