blog

ቍሩብ’ዶ ኣይምጸናሕካን ኣያ ተኪአ?

ኣብርሃም ተስፋልኡል* ሚያዝያ 15፡ 2019 ቅድሚ ናጽነት ኣቦ-መንበር ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ (ኤራ)፣ ኣብ ፈለማ ናጽነት ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፣ ከምኡ’ውን ኣቦል ቦርድ ምስንዳእ መጽሔት ሕውየት ዝነበረ ገዲም ተቓላሲን ጸሓፊን ተኪአ በየነ᎓ ኣብ መበል 78 ዓመቱ᎓ 13 ሚያዝያ ናብ ሰንበት ዘውግሕ ለይቲ ከም ዝዓረፈ ድሮ ኣብ ኵሉ ተባጺሑ ኣሎ። መርድእ ተኪአ በየነ ከምቲ ንዅሎም […]

Continue Reading...

literature and poetry

ሲሃም ዓሊ ዓብዱ

ሲሃም ንሃይለ ጓሉ፡ መባልዕቱ መባህልቱ፣ ንቢዘን ናይ ሕልና ሓፍቱ። ዕድሜኪ የሕኲርዎ ‘ለዉ ንላዕሊ እና ደርደሩ፣ ኣነ ግን እፈልጦ እንድ’የ ትፈትውዮ ዜማ ምዝማሩ። “ዂስቶ ሓወይ ደቒስካ ደውላ ቓጭላ!” ሓቕኺ እንድኺ — ግን እቲ ዝደቀሰ`ኮ የለን፡ እቲ ዝቓጭል`ውን ከምኡ፡ ንስኺ`ውን ብዓቢኡ። ሲሃም ንኹሉ ጓሉ– ሓርቢቱና መታሕዞ ንቚዘማ ብኸመይ ኔዝሞ? ሃይለ ቢዘን 04–01–2019 « GO BACK

Continue Reading...

conversation

‘Becoming a writer is an offense in the eyes of the regime’ an interview with Yirgalem Fisseha Mebrahtu

Yirgalem Fisseha Mebrhatu is a household name in Eritrea. Arguably one of Eritrea’s finest women poets, a radio presenter, and short story writer, she also suffered six years of arbitrary arrest in the country’s most notorious military prison, a fate many Eritrean writers share because of their profession. In February 2009, the educational radio station, […]

Continue Reading...

literary events and reviews

መጽሓፍ ባህጊ–ባህጊ ንትንሳኤ ስነ-ጽሑፍ ሰናይ መፈለምታን

ባህጊ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ፣ ኣሕታሚ እምኩሉ፣ ዓመተ ሕትመት 2019፣ ዋጋ $19.75 ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ተደሪሳ ብኣሕታሚ እምኩሉ እትዝርጋሕ ዘላ ልብ-ወለዳዊት መጽሓፍ ባህጊ᎓ ኣንፈት ንሰናይ ትንሳኤ ነቲ ኣብ ምንቍልቋል ዝርከብ ሕትመት መጽሓፍቲ (ብቐንዱ ከኣ ናይ ኤርትራ)፣ ትስፉው ጠመተ ነቲ ኣብ ስደት እግሪ ብዘይተኸሉ ጸሓፍቲ ዝካይደ ዘሎ ምብርባር ስነ-ጽሑፍ ኤርትራ፣ ብቐንዱ ከኣ ዓቢ ሰነድ ነቲ ብሰንኪ ሕሱም መድሃኽቲ ምልኪ […]

Continue Reading...

literary events and reviews

“ሕልፈት”፤ ቍስልኻ ቀሊዓ እተርኢ ስራሕ

ቴድሮስ ኣብርሃም* “ሕልፈት”፡ በየነ ሰመረ፡ መልበርን፡ ኣውስትራልያ፤ 2018፡ 124 ገጻት።  “ሕልፈት”፡ 12 ሓጸርቲ-ዛንታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ ብ2018 ብበየነ ሰመረ ንሕትመት በቒዓ። በየነ፡ ኣብ መእተዊ መጽሓፉ ንዝተፈላለዩ ቀጽላታት ትርጕም ሕልፈት እትብል ቃል ኣዀምሲዑ ይትንትን። ኣብ’ታ መጽሓፍ ቀሪበን ዝርከባ ዛንታታት፡ ደቂ ሃገሩ ይሓልፉዎ ንዘለዉ ብዙሕ ዝዓይነቱ ህይወት ዘንጸባርቓ ብምዃነን ድማ፡ እታ ቃል፡ ኣርእስቲ መጽሓፉ ንኽትከውን ከም ዝመረጻ ይእምት። […]

Continue Reading...