ብንያም ሶሎሞን ‘ኮብራ’ ካብ ማእሰርቲ ምውጽኡ BBC ይጽብጽብ

ፐን ኤርትራ ንምፍታሕ ብንያም ‘ኮብራ’ ዝደንጎየ ግን ድማ ከም ትስፉው ተበግሶ ትርእዮ። BBC ኸም ዝጸብጸቦ፡ ኮብራ ብዝብል ሳጓ ዝፈለጥ ውሩይ ቅየዓዊ ሰኣላይ (ካርቱኒስት) ብንያም ሶሎሞን፡ ድሕሪ 15 ዓመታት ካብ ማእሰርት ተለቒቑ። ብዘይዝኾነ ሕጋዊ ፍርዲን ስርዓትን ን15 ዓመታት ተዳጒኑ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ቅንያት ከም ዝወጸ፡ BBC ንቤተሰብ ብንያም ብምጥቃስ ጽሑፉ። ኮብራ፥ ኣብ 2011 ኣብ ኣስመራ ድሕሪ

Continue reading

Long-detained Eritrean Satirical Cartoonist Biniam ‘Cobra’ Solomon Reportedly Released After 15 Years

  PEN Eritrea Welcomes Biniam’s Release According to a BBC News report, Biniam ‘Cobra’ Solomon has been released after 15 years in prison without formal charges or a trial. Biniam was arrested in Asmara in 2011 and has been kept incommunicado for a decade and a half. According to family members cited in the BBC

Continue reading

‘የሰላም ድምፆች’ (Voices for Peace) የግጥም ስብስብ – ሕትመት ጥሪ

  የጻሃፍያን ማህበር – ፐን ኤርትራ በስደት፥  የኢትዮጵያንና የኤርትራ ሀገር ገጣሚያንን ድምፆች በአንድ የስነ-ጽሁፍ ቦታ በማገናኘት የስነ-ግጥም ስብስብ ለማሳተም አስቧል፤ የዚህም ህትመት አካል ይሆኑ ዘንድ የሁለቱም ሀገራት ገጣሚያንን ስራዎቻቸውን እንዲያቀርቡ ይጋብዛል። ስለ ስብስቡ ስነ-ጥበብ በአብዛሃኛው ተገቢውን ትኩረት በማያኘበትና ለጠባብ አጀንዳዎች በሚውልበት ወቀት ይህ ‘’የሰላም ድምፆች’’ ህትመት ጥሪ በአንፃሩ ጥበባትን እንደ ብረቱ ምስክርነት ይመለከታቸዋል። ይህ ስብስብ

Continue reading

‘ድምጽታት ንሰላም’፤ ሕትመት እኩብ ግጥምታት – ጻውዒት ተሳትፎ ንገጠምቲ

ድምጽታት ንሰላም ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት፥ ገጠምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድምጾም ኣብ ሓባራዊ ስነ-ጽሑፋዊ መድረኽ ባይታ ንምፍጣር ብዘለዎ መደብ መሰረት፡ ገጠምቲ ነቲ ብጥርኑፍ ዝሕተም እኵብ ግጥምታት-‘ድምጽታት ንሰላም’ ዝበቅዕ ስርሖም ከቕርቡ ይዕድም። ብዛዕባ ድምጽታት ንሰላም ስነ-ጥበብ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ንጸቢብ ኣጀንዳታት ኣብ ዘገልግለሉን ዝዋፈረሉን ዘሎ እዋን፡ ‘ድምጽታት ንሰላም’ ንግጥሚ ከም ሓደ ዕቱብ ሰብኣዊ ምስክርነት ጌሩ እዩ ዝርድኦ። ንሰላም

Continue reading

መጽሓፍ “ኣበሳ ኲናት” ተምሳሌት እምቢታን ህያው ሰነድን

ኣብርሃም ተስፋልኡል* ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ-2025 ብመንገዲ ኣሕታሚ እምኵሉ ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሐት፡ “ኣበሳ ኲናት” ዝተሰምየት ሕሩይ ቅንየት ኣማኑኤል ኣስራት ብብዙሕ ምኽንያት ኣብ ከብሒ መጽሓፍቲ ነፍሲ-ወከፍ ግዱስ ኣንባቢ ክትቅመጥ ዘለዋን’ያ። እዛ 48 ግጥምታት–ካብ ጋዜጣታትን ናይ ቀረባ ፈለጥትቱን ብምውህላል–ናብ ማሕተም ዝበቕዐት መጽሓፍ ግጥሚ፡ ናይቲ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተጨውየን ገና’ውን ደሃዩ ዘየሎን ኣማኑኤል ኣስራት ከም

Continue reading

ክራር በረኸት መንግስትኣብ፡ ‘ታ ምርእይቲ ትውክልታዊት ጥበቡ

ተስፊት ኣብርሃም* ቅድመ ኣንደበተ ልሳኑ፡ ‘ደቂ ዓደይ ኵላትኩም ዕምባባ / ስምዑኒ ክራረይ ከዛርባ፡’ ብምባል፡ ብቕኒት ክራሩ ንኣመታዊ ባሕረ-ሓሳባቱ ከፍስስ፡ ህርድግ ዝብል ስነጥበበኛ። ኣብ ክንዲ ኣሽሓት ቃላት ናይ ፍቕራዊ ጥበራ፡ ‘… ብኣኺ ክቓኒ፡ ክራረይ ኣልዓልኩ / እደርፈልኪ ኣለኹ ፍቕረይ እናበልኩ፡’ ብውህደት ቅኒት ጣዕመ ክራሩ ክጸውየላ ሓዀት ዝብል ስነጥበበኛ። ኣብ ክንዲ ናፍቖታዊ ደብዳበ ክሰድድ ዝህቅን፡ ‘ብቕኒት ክራረይ፡

Continue reading

ሚኪኤል በርሀ – እቲ ኣብ ዓዱ ዘይከበረ ነቢ!

ደሳለ በረኸት* ንጋዜጠኛን ደራስን ሚኪኤል በርሀ፡ ድሕሪ ግንቦት 1991 እየ ዝያዳ ዝፈልጦ። ኣብቲ ግዜ’ቲ፡ ስሙ ኣብ ራድዮ “ድምጺ ሓፋሽ” ከይሰማዕካያ፥ ከምኡ’ውን – ገለ ካብ ጽሑፋቱ ኣብ ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ” ከየንበብካ ምቕናይ ልሙድ ኣይነበረን። ከም ሓቂ፡ ንሚኪኤል በርሀ ኣብ መወዳእታ 80ታት እውን፡ ሳሕቲ – ከም መራሒ-መድረኽ፡ ናይ ጒጅለ ባህሊ “ሂላል” እንከሎ፡ ርእየዮ እፈልጥ ነይረ’የ። ሽዕኡ፡ ሓውሲ

Continue reading