meanwhile

ከየዕረፈ ዝተኾልፈ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ!

ይርጋኣለም ፍስሃ* 1987 ኣብ እዋን ቁልዕነቱ ናብ ቃልሲ ንናጽነት ተጸንቢሩ። ንሱ ግና “ኣነ ናጽነት ምስ መጸ‘የ ገድሊ ጀሚረ“ መውጽኢት ኣፉ‘ያ። ሓደ ካብቶም ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት፡ ክምህሩ ናብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተመደቡ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ነይሩ። ቀትሪ እናማሃረ፡ ምሸት ድማ እናተማህረ፡ ተውለ ምዕማም ሕርያኡ ነይሩ። ተማሃሪት ማእከላይ ደረጃ ኣብ ዝነበርኩሉ ግዜ (1995 – 1997) ኣብ […]

Continue Reading...

literature and poetry

ካልእ ስለ ዘየሎ – ብመንጽር ጥበብ ጽውያ ዛንታ

ብኣኸድር ኣሕመዲን* 23 ለካቲት 2020 ካልእ ስለ ዘየሎ፤ ሓጸርቲ ዛንታታት  ብኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ፤  ኣሕታሚ እምኵሉ – ሽወደን (2020)፤ 188 ገጻት $20                                           እዞም ኣብዚ መጽሓፍ’ዚ ተሓቚፎም ዝርከቡ 16 ሓጸርቲ ዛንታታት ኣብ ናብራ ወይ ህይወት፡ ስደት፡ ኲናት፡ […]

Continue Reading...

other

Register

Membership Form Membership in PEN Eritrea is open for writers, journalists, publishers, editors, columnists, bloggers, researchers, film-makers, cartoonists, and other artists who are devoted to freedom of expression in their artistic works. Name*Address*Email*Profession/Field of activities: _*Short description of previous worksPublications/WorksList the media outlets you have published.Two professional references:(include their contact info)Place and Date*Signature (Type your [...]

Continue Reading...