ደራስን ጸሓፊ ታሪኽ ህይወት ሰባትን፡ እምነቱ ተስፋይ፡ ተዓዋቲ ሽልማት ናጽነት ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2026 ኮይኑ ተመሪጹ። ኮሚቴ ሽልማት 2026፡ ንዝቐረቡ ሕጹያት ብጥንቃቐ ድሕሪ ምግምጋም፡ እምነቱ ብሰፊሕ ስርሓቱ ኣቢሉ ታሪኽ ህይወት ውልቀሰባት ብምስናድን ታሪኽ ኤርትራ ንኽዕቀብ ብዝገበሮ ፍሉይ ኣበርክቶን ነቲ ሽልማት መሪጽዎ። ኮሚቴ ሽልማት 2026፡ ብኮኾብ ተስፋልደት ዝተመርሐ ኮይኑ፡ ኣከደር ኣሕመዲንን ተስፊት ኣብርሃምን ኣባላት እቲ ኮሚቴ
Category: literature and poetry
Prolific writer and biographer Emnetu Tesfay has been named the winner of PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award 2026. After carefully evaluating the nominations, the 2026 Awards Committee selected Emnetu for his exceptional contribution to documenting and preserving Eritrean history through an extensive body of biographical work. The 2026 Award Committee was chaired by Kokob
The Sin of War Amanuel Asrat Something roared. Something cried out. And, piercing the calm, something cried back. Where two brothers pass each other, where two brothers come face to face, where two brothers give and take in marriage, on the open ground of life and death, in the gulf of ruin and thriving, in
ደራሲ ሚኪኤል በርሀ ካብ ዝሓልፍ፡ 30 ነሓሰ 2026 ድሮ ሓደ ዓመት ተቘጺሩ። ብድሕሪ ሕልፈቱ፡ ፈታዊ ሰዓት እትብል መጽሓፉ ንዳግመ-ሕትመት በቒዓ ኣብ ዝተመረቐትሉ ዕለት ዝቐረበ ስነጽሑፋዊ ገምጋምን ምስትምቓርን እነሆ። _______________________ ኣርእስቲ መጽሓፍ፥ ሓላው ሰዓት ደራሲ፡ ሚኪኤል በርሀ ዕለተ ሕትመት- 2ይ ሕታም 2026 ቅየሳ ገበር፥ ብርሃነ ኣዶናይ ጅር፥ ሓጺር ዛንታ፥ ብዝሒ ገጻት፡ 182 ብዝሒ ዛንታታት- 10 ‘ሚኪኤል
ኣብርሃም ተስፋልኡል* ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ-2025 ብመንገዲ ኣሕታሚ እምኵሉ ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሐት፡ “ኣበሳ ኲናት” ዝተሰምየት ሕሩይ ቅንየት ኣማኑኤል ኣስራት ብብዙሕ ምኽንያት ኣብ ከብሒ መጽሓፍቲ ነፍሲ-ወከፍ ግዱስ ኣንባቢ ክትቅመጥ ዘለዋን’ያ። እዛ 48 ግጥምታት–ካብ ጋዜጣታትን ናይ ቀረባ ፈለጥትቱን ብምውህላል–ናብ ማሕተም ዝበቕዐት መጽሓፍ ግጥሚ፡ ናይቲ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተጨውየን ገና’ውን ደሃዩ ዘየሎን ኣማኑኤል ኣስራት ከም
PEN Eritrea in Exile mourns the passing of Hege Newth, former Secretary General of PEN Norway and an Honorary Member of PEN Eritrea in Exile, whose life’s work embodied compassion, courage, and unwavering commitment to defend human dignity. Her death is a profound loss not only for her family, PEN Norway, but also for
ተስፊት ኣብርሃም* ቅድመ ኣንደበተ ልሳኑ፡ ‘ደቂ ዓደይ ኵላትኩም ዕምባባ / ስምዑኒ ክራረይ ከዛርባ፡’ ብምባል፡ ብቕኒት ክራሩ ንኣመታዊ ባሕረ-ሓሳባቱ ከፍስስ፡ ህርድግ ዝብል ስነጥበበኛ። ኣብ ክንዲ ኣሽሓት ቃላት ናይ ፍቕራዊ ጥበራ፡ ‘… ብኣኺ ክቓኒ፡ ክራረይ ኣልዓልኩ / እደርፈልኪ ኣለኹ ፍቕረይ እናበልኩ፡’ ብውህደት ቅኒት ጣዕመ ክራሩ ክጸውየላ ሓዀት ዝብል ስነጥበበኛ። ኣብ ክንዲ ናፍቖታዊ ደብዳበ ክሰድድ ዝህቅን፡ ‘ብቕኒት ክራረይ፡
ደሳለ በረኸት* ንጋዜጠኛን ደራስን ሚኪኤል በርሀ፡ ድሕሪ ግንቦት 1991 እየ ዝያዳ ዝፈልጦ። ኣብቲ ግዜ’ቲ፡ ስሙ ኣብ ራድዮ “ድምጺ ሓፋሽ” ከይሰማዕካያ፥ ከምኡ’ውን – ገለ ካብ ጽሑፋቱ ኣብ ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ” ከየንበብካ ምቕናይ ልሙድ ኣይነበረን። ከም ሓቂ፡ ንሚኪኤል በርሀ ኣብ መወዳእታ 80ታት እውን፡ ሳሕቲ – ከም መራሒ-መድረኽ፡ ናይ ጒጅለ ባህሊ “ሂላል” እንከሎ፡ ርእየዮ እፈልጥ ነይረ’የ። ሽዕኡ፡ ሓውሲ
Biniam Simon, the 2025 PEN Eritrea Freedom Expression Award Winner, received his award on Sunday, 26th October, in Milan, Italy, in a ceremony hosted by PEN Eritrea as part of its Annual Meeting. Austrian writer and human rights defender Wolfgang Martin Roth presented Biniam with the PEN Eritrea Freedom of Expression Award trophy. Roth
