Category: literary events and reviews

ይርጋኣለም ፍስሃ ተዓዋቲት ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር (Georg Elser Prize) 2023 ኰይና።

  ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር፡ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት፡ ኣብ ከተማ ሙኒክ (ጀርመን) ዝዕደል ሽልማት ኰይኑ፡ ንዝኽሪ፡ ነቲ 1939 ዘይተርፍ መሲሉ ዘንጸላሉ ዝነበረ ካልኣይ ኲናት ዓለም “ንምክልኻሉ” ንኣዶልፍ ሂትለር ክቕንጽል ዝፈተነ ዮሃን ጆርጅ ኤልዘር ዝስሙ ጀርመናዊ ዝዕደል ሽልማት’ዩ። ስነ-ስርዓት እቲ ሽልማት፡ ኣብቲ ኣዶሉፍ ሂትለር ዓመታዊ መደረ ዘስምዓሉ ዝነበረ’ሞ፡ ንምቕንጻሉ ፈተነ ዝተገብረሉ ዕለትን

Continue reading

FORGETFULNESS: A Literary Technique in Abraham’s Short Stories

Aman Tekeste* Abraham T. Zere published a book entitled “KALIE SLE ZEYELO” in January 2020, which translates to “That is all there is” or “There’s nothing else.” This work, a compilation of 16 short stories authored between 2002 and 2014, spans 188 pages. In Eritrea, especially in Tigrigna literature, the literary tradition commonly gravitates towards

Continue reading

ፍጹም ሰላማውያን ዝዀኑ፣ ንኣሽቱ ተቓውሞታት ከይተረፉ ከቢድ ዋጋ እዮም ዘኽፍሉ።

  WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ ምምእዛን ሕብረተሰብን፡

Continue reading

ካብዚ ናብ ዓደይ ሰላሳ ኪሎሜተር ጥራይ እዩ።

  WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ ምምእዛን ሕብረተሰብን፡

Continue reading

ትርጕም ስመይ፣ “ዓለም-ትርጋእ” ማለት እዩ። 1ይቲ ደብዳበኣዊ መልሲ ይርጋኣለም ንሳቢና ብሪሎ።

WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ ምምእዛን ሕብረተሰብን፡ ምቕናዕ

Continue reading

“ኣብዛ ብሕትውቲ ህይወተይ፡ ናይ በይነይ ዓለምን ስርዓትን ክፈጥር ምደለኹ።” 1ይቲ ደብዳበ ሳቢና ብሪሎ፡ ን ይርጋኣለም ፍስሃ

  WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ

Continue reading

Press Release: UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists

  UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists Launched in Parliament in London, an exhibition features images of Eritrean journalists, political activists, and government critics who were detained in September 2001 . This followed the end of Eritrea’s border war with Ethiopia, and the beginning of a crackdown on media and other freedoms in the country.

Continue reading

ናብ ዝተናፈቕኪ ይርጋኣለም … ይርጋኣለም እታ መንእሰይ ዝነበረት ኣነ

ይርጋኣለም ፍስሃ*   ይርጋኣለም፤ ካብ 14-16 ጥቅምቲ 2022 ኣብ ከተማ በርሊን-ጀርመን፤  Archaeology Of  Loss ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ፈስቲቫል ስነጽሑፍ፥ ተዓዲማን ተሳቲፋን ነይራ። ትጽቢት ናይቲ ዝተኻየደ  ስነጽሑፋዊ ፈስቲቫል፡ ጸሓፍቲ፥ ኣብ ሕሉፎም ከም ውሁብ ዝወስድዎ ዝነበሩ፥ ኣብ ህሉው ህይወቶም ግን ዝበዀረ፡ ዝተኸስረ፡ ፈጺሙ’ውን ዝተቐብጸ ዝተፈላለየ ግኡዝ ኰነ ስምዒት ኣድሂቦም ክጽሕፉ ምትብባዕ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ እዛ ናይ ሎሚ

Continue reading