እየሩሳሌም ሃይለ (እዚ ጽሑፍ ኣብ መወዳእታ መስከረም 2023፡ ብመሰረት ዕድመ ፐን ኤርትራ ብ እዮርሳሌም ሃይለ ዝተበርከተ ዀይኑ፥ ብምኽንያት ተዓቚሩ ጸኒሑ፡ እነሆ ሎሚ ማእከል-ሓሳብ እቲ ጽሑፍ ኣብ ዝዀነት ታሪኻዊት ዕለት ንንባብ ይቐርብ።) ———– ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣቢሉ ይኸውን፡ ብምኽንያት ዝኽሪ 18 መስከረም ምዕጻው ነጻ ፕረስን፡ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዘለኒ ዝኽሪ ብጽሑፍ ከካፍል ዕድመ
Exiled writer and literary translator Daniel Semere Tesfai has won the PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2024. Daniel has been selected as a winner for his outstanding contributions to Tigrinya Literature, for the magnum opus, ‘Halaw Eta Werqawit Ghereb’ and other insightful books including ‘Debdabetat Seitan’, ‘ Eti Enchquilit Leul’, ‘Inanna’ and ‘Qireqhre’, where
በረኸት ዕቝባጽዮን ካልኣይ/መወዳእታ ክፋል መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ
በረኸት ዕቝባጽዮን ቀዳማይ ክፋል መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ
Aman Tekeste Weldeslasie* Book Analysis: Part One Released in mid-2023, ‘An African Revolution Reclaimed: Memoir of Eritrean Freedom Fighter Mesfin Hagos’ is a compelling historical account co-authored by Mesfin Hagos and Professor Awet Tewelde. Spanning approximately 450 pages across ten chapters and a conclusion, which includes the preface and introduction, the book chronicles the life
ደሳለ በረኸት* “ሽሕ ይሙቱ – መሕደሪ-ሽሕ ኣይሙት!” ቀዳሞት ዝመሰልዎ እዩ። ኣብቲ ሽሕ ከም እልፊ ዝቚጸረሉ ዝነበረ መዋእል፡ “መሕደሪ – ሽሕ” ማለት ጽላልን መዕቈብን ኣእላፍ እዩ ነይሩ። ኣብዚ፡ ንሓንቲ መልጐም ናይ ቃዕታ ጠዊቕካ፥ ንምልዮናት እተዕጥቐሉን ንምልዮናት ተስፋ እተስንቐሉን፥ ንምልዮናት ከኣ – ናይ መበሃሃሊ ባይታን መድረኽን እተዋድደሉን ዘመን እውን፡ ተራ “መሕደሪ – ሽሕ” ዓዚዙ እምበር ኣይነከየን። እኳ
Yirgalem Fisseha, an accomplished Eritrean author, has been honoured with the esteemed Bayerischer Kunstförderpreis für Literatur – 2023 Award by the Ministry of Science and Art in the Bayern German Free State. This award, initiated in 1965, aims to inspire and bolster various art forms, awarding a prize of 6000 euros for individual winners or
Bayerischer Kunstförderpreis ስነጥበብ ንምድንፋዕ፣ ካብ 1965 ጀሚሩ ዓመታዊ ብሚኒስትሪ ሳይንስን ስነጥበብን ክልላዊ ግዝኣት ባየር-ጀርመን ዝዕደል ሽልማት’ዩ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስነጥበብ፣ ቅብኣ፣ ተንቀሳቓሲ ስእሊ፣ ሳዕስዒት፣ ሙዚቃን ስነጽሑፍን ንዝዕወቱ ስነጥበበኛታት፡ ብውልቂ €6,000 (ሽድሽተ ሽሕ-ዩሮ)፣ ብጕጅለ ንዝዕወቱ ድማ €10,000 (ዓሰርተ ሽሕ-ዩሮ) ገንዘባዊ ሽልማት የውህብ። ይርጋኣለም፡ በታ ናብ ቋንቋ ጀርመን ዝተተርጐሙን መበቆላውን ግጥሚታታ ሓቚፋ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ናይዚ
World-known publisher Kassahun Checole accepted PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award at the closing ceremony of PEN Eritrea’s annual meeting held in Antwerp, Belgium, from 7 to 8 October 2023. Kassahun was announced the award winner on 18 September to highlight the assault on freedom of the press in Eritrea 22 years ago. According to




