Aman Tekeste* “TSELAM SANDUQ,” authored by Sara Belay, a former Eritrean freedom fighter and ex-journalist, is a captivating work of literature that hit the shelves in the early months of 2022. The book is divided into six distinct parts and contains 125 short chapters, totaling 471 pages. In the preface, the author expresses that during
እስከ ሓንሳብ እስከ ሓንሳብ … እስከ ስቕታ እስከ ሓንሳብ … እወ ዝግታ እ… ሽ… ታ!! ምስ ናጽነት ምስ’ዛ መነን ክንደይ ኢና ንመጣጠን ንንእሳ’ዶ ንመዛዘን፧ ማዕረ ስማ ማዕረ ቃላ ማዕረ ዋጋ ማዕረ ገድላ እንተ ደኣ ነቢርናላ ከይንኣስና ከይዓንደፍና ክዳንና እያ… እወ… ማዕቀንና! እሞ ከምኡ… እንተዄንና ንቤት ልሄም ንታቦታ ጥዑም-ፈተ ኣይብሕታ ጸላኤ-ሰናይ ኣይጥምታ ከመይ ኢሉ’ሞ ከመይ’ሉ’ታ ረሃጽ-ደምና
ኣብ’ቲ ዓለም-ለኸ ሰፊሕ-ዘ’ዳራሹ_ መዓርፎ፤ ወይ መዕለብ ናይ ነፈርቲ ቀለም-ንቐለም መሸከል-ንመሸከል ዓሌት-ንዓሌት__ __ በብዓይነቶም’ዮም፤ ወዮም ተሳፈርቲ . . . ብኻ ተዘኪርኪ! መኰነናት ግምሩኽ፡ ንቫሊጃታትኪ’ስ_ ኣይከፈቱ፤ ኣይገላበጡ። ኣምበይ’ስ ፈቲሾሞም፡ ንሰናጡ። ንዓኺ ኸዛርቡ’ንድ’ዮም_ ኣብ ዋኒኖም፤ ዘይጨበጡ! “ግብጻዊት ዲኺ፧” “ለብናን ዲኺ፧” “ሶርያዊት ዲኺ፧” ይብሉኺ፤ ጽቡይ ስርሖም ከየስለጡ_ ወይ’ዞም ዓናናት! ሓበሻዊት ትግርኛዊት እኖይ ምዃንኪ’ኳ፤
UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists Launched in Parliament in London, an exhibition features images of Eritrean journalists, political activists, and government critics who were detained in September 2001 . This followed the end of Eritrea’s border war with Ethiopia, and the beginning of a crackdown on media and other freedoms in the country.
Beyan Negash* April 12 2021 When reading early Eritrean novels, a reader is required to put the historical context in which a certain book was written. The reader’s perspective and contextual readings might give nuanced understanding of the work. In other words, Tigrinya literature readers must be compelled to keep the oral tradition way of
ኮኾብ ተስፋልደት* ኵሉ ግዜ ቈጸራ ኣብ ዝህልዋ፣ ምስኡ፡ ምስ እቲ ‘ልበይ’ እትብሎ ሰብ፥ ልባ ጥራይ እኹል ከም ዝዀነ ስለ ዘይነገራ፣ ዓይና ክትኰሓሕል ብዙሕ ግዜ እያ ተጥፍእ። ኣብ ቈጸራ ከኣ “ደንጒኺ” ’ምበር፣ “ክንደይ ደኣ ጸቢቕኪ መጺእኪ” ተባሂላ ኣይትፈልጥን። ካብ ዝተራኸቡላ ሰዓት ጀሚራ ብዛዕባ ዓይናን ከናፍራን ክዛረብ ክትጽበዮ፡ ብዛዕባ ሕልምታታ ክትዛረብ ክሰምዓ፡ ብዛዕባ ህይወቱ ከዘንትወላ ጽን ክትብሎ፡
ኢሳያስ በየነ* ኢሳያስ በየነ፤ ኣብቲ ብደራሲ በየነ ሃይለ ዝምራሕ ዝነበረ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ስራሕ ብዝጀመረ፣ ንበየነ ብቕርበት ከዕልሎ፡ ክዕዘቦ፡ ክብርብሮ፡ ክሓትቶ፡ ከድንቖን ክሳብ ክስዕቦን ከኣለ። ኣብ 2009፡ ን11 ሰዓታት ምስ በየነ ካብ ዝገበሮ፡ ብድምጺ ናይ ዝተሰነደ ሰፊሕ ወግዒ፣ ቍንጫል ትሕዝቶ እነሆ። _______________________________________________ ‘ካብ ዓዲ–ግራት ኣትሒዙ ዝጀመረኒ ጎቦ ምድያብ’ ኢልካ’ሞ ከመይ እዩ እዚ፧
ይርጋኣለም ፍስሃ* ይርጋኣለም፤ ካብ 14-16 ጥቅምቲ 2022 ኣብ ከተማ በርሊን-ጀርመን፤ Archaeology Of Loss ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ፈስቲቫል ስነጽሑፍ፥ ተዓዲማን ተሳቲፋን ነይራ። ትጽቢት ናይቲ ዝተኻየደ ስነጽሑፋዊ ፈስቲቫል፡ ጸሓፍቲ፥ ኣብ ሕሉፎም ከም ውሁብ ዝወስድዎ ዝነበሩ፥ ኣብ ህሉው ህይወቶም ግን ዝበዀረ፡ ዝተኸስረ፡ ፈጺሙ’ውን ዝተቐብጸ ዝተፈላለየ ግኡዝ ኰነ ስምዒት ኣድሂቦም ክጽሕፉ ምትብባዕ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ እዛ ናይ ሎሚ
Eritrean renowned and award-winning singer and songwriter Abrar Osman has received Pen Eritrea’s Freedom of Expression award at the closing ceremony of Pen Eritrea’s annual meeting held in Stockholm-Sweden from 1st to 2nd October 2022. Abrar was announced the winner of the award on 18 September to mark the assault on freedom of the press