In Defense of a Historian’s Craft: A Rejoinder to Alemseged Tesfai’s Critics

Samuel Emaha Tsegai*   Editor’s Note: The following review reflects the views of the author and does not necessarily represent the opinion of PEN Eritrea. Readers with different perspectives are welcome to join the conversation. “They would Love to see me dead, so they can say: He belongs to us, he is ours.”   Mahmoud Darwish 

Continue reading

ካብ ዝኽረይ ዘይክወሉ ብጾተይ!

ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ-ዓካ) መስከረም መጸት፡ ነቶም ንዝሓለፈ 24 ዓመታት፡ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ኣብ ዘይክእል ኮንተይነራት፡ ኣብ  ከቢድ ጸቕጢ ክሊማ ብዓመጽ ዝተኣስሩ ኣርካናት መራሕተይን መሳርሕተይ ነበር ጋዜጠኛታትን  እናኽዝክር፡ መሪር ቃንዛ ይስመዓኒ። እዚ ከቢድ ቃንዛን ጓህን ከኣ፡ “ጸላኢ” ንዝብሎ ዝኾነ ይኹን ወገን  እውን  ኣይምነየሉን’የ። እዞም ‘ንህዝቢ ዝኣተናሉ መብጽዓ ይተግበር፡ ስልጣን ናብ ህዝቢ ይረከብ፡ ሕሉፍ ጌጋታትና ይተኣረም፡ ብግዝኣተ

Continue reading

Biniam Simon Wins the PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2025

Biniam Simon, an exiled journalist, editor, and founding director of Radio Erena, has been awarded the PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2025. The PEN Eritrea Freedom of Expression Award is announced every year on September 18th to commemorate the press freedom ban in Eritrea and honour writers and journalists who have been unlawfully imprisoned

Continue reading

ብንያም ስምኦን፤ ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2025 ተዓዊቱ

  ጋዜጠኛን መስራቲ ራድዮ ኤረናን ብንያም ስምኦን፡ ኣብ ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት፡ ምህናጽ ሚድያዊ ትካል ከምኡ ድማ ባህሊ ሚዛናዊ ትሕዝቶ ዜና ብምትብባዕ፡ ሽልማት ፐን ኤርትራ 2025 ተጐናጺፉ። ኮሚተ ሽልማት ፐን ኤርትራ 2025 ትምኒት ተስፉ፣ ሄኖክ ተስፋብሩኽ ከምኡ’ውን የማነ ሃይለ፥ ብዘቕረብዎ ጸብጻብ መሰረት፡ ‘ኣፍልጦ ይግበኦም’ ተባሂሎም ብደጋፊ መረዳእታ ካብ ዝተረቚሑ ሕጹያት፡ መምዝኒ ነጥብታት ተኸቲሎም ብዝሃብዎ ድምጺ ብንያም

Continue reading

ዝተረስዐ ዝዝከር ጋዜጠኛ

  ኮኾብ ተስፋልደት* ብዛዕባ እቲ ንፈልጦ ግን ከኣ ዘይንፈልጦ ጋዘጤኛ ዳዊት ኢሳቕ። ስሙ እቲ ንኽንደይ ዓመታት ክዝከር ንሰምምዖ ጋዜጠኛ። ምሳና ከም ዝዓበየ፡ ዝተማህረ ከም ሓደ ብቐረባ ንፈልጦ ከም ዝኾነ ዝስመዓና ስም—ዳዊት ኢሳቕ። ምስሉ ግን እቲ ኣብ ሓደ ዕድመ ደው ዝበለ፡ ኣፍሮ ዓይነት፡ ጽልም ኢሉ መንእሰይ ከሎ ዝገደፈልና ጥራሕ እዩ። ሕጂ እንታይ ይመስል፧ ከመይ ይዛረብ፧ ከመይ

Continue reading

ንብዓት ቃኤል

  ደንደን ሰለሙን* ሰዓት ኣጋንንቲ ኣኺሉ ኣሎ። ኣብ’ዛ ብነዋሕቲ ኣጕናድ መሰረት ገይራ ብሳዕሪ ዝተሃደመት ናይ ሓለዋ ገዛ፡ ተረኛ ኰይነ ንውልቀይ ዋርድያ ካብ ዝወጽእ ሓደ ሰዓት ኣቝጺረ ኣለኹ። ዘለኹዎ ቦታ ብወተሃደራዊ ስሙ ‘ድፋዕ’ ዝጽዋዕ ዶብ ናይ ኤርትራ እዩ። ብቕድመይ ናይ ሓሙሽተ ኪሎ-ሜተር ርሕቐት ናይ ኢትዮጵያ ድፋዕ ኣሎ። ክልቴና፡ ኣብ ዕረፍቲ ዘይብሉ ዋርድያ ወጺእና ተመዓዲና ካብ ንፋጠጥ

Continue reading

Dawit Isaak: forcibly disappeared journalist has been awarded The Edelstam Prize 2024

  The Edelstam Foundation announced in a press release today that The Edelstam Prize 2024 has been awarded to Mr Dawit Isaak, an Eritrean-Swedish journalist in recognition of his exceptional courage and dedication to human rights and freedom of expression. Isaak, who co-founded Setit, Eritrea’s first independent newspaper, was arrested in September 2001 during the

Continue reading

ጽምብል 10ይ ዓመትን ዓመታዊ ኣኼባን ፐን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ ይካየድ

ዓርቢ 11 ጥቅምቲ ዝጀመረ ዓመታዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመትን፡ ዓመታዊ ኣኼባን ፐን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ-ኖርወይ ኣብ ምቅናዕ ይርከብ።  ዓርቢ ብወግዓዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመት ምስረታኡን፡ ምዕዳል ሽልማት ዕዉት መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ዝጀምረ ኣጋጣሚ፣ ንኹሉ ህዝቢ ክፉት ብምንባሩ ብርክት ዝበሉ ኣብ ስነጽሑፍን፡ ኣብ መሰል ምግልላጽ ናጽነት ሓሳባትን ዝግደሱ ደገፍቲ ፐን ኤርትራን ተረኺቦም። ዕዉት ሽልማት ፐን ኤርትራ

Continue reading

PEN Eritrea celebrates its 10th anniversary

  PEN Eritrea in exile celebrated the 10th anniversary of its foundation at an event held in Oslo, Norway, on Friday evening 11th of October 2024. Attended by members and guests, the evening was celebrated with keynote speakers, poetry recital, remarks by this year’s PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award winner and concluded with musical

Continue reading