Author: staff

Book Review–Woldeab Woldemariam: A Visionary Eritrean Patriot, a Biography

Mussie Tesfagiogis Gebremeskel Woldeab Woldemariam: A Visionary Eritrean Patriot, a Biography by DAWIT MESFIN (The Red Sea Press, Trenton/New Jersey, 321 pages, ISBN 978-1-5690252-6-0) Dawit Mesfin’s new book on Woldeab Woldemariam’s biography is an excellent contribution to the growing body of scholarly literature on Eritrean historiography. This book deals with the odyssey of an Eritrean

Continue reading

ብርሃን ዘፍርሖ መንፈስ

መሬት ኣማን ኢልና፡ ብድቁስና ከይንዝመት ብዕሸላትና ከይንጭወ መጻኢና ከይጽልምት ካብ ድቃስና ብቕብጥር፡ ንኽንበራበር ንዕሸልነትና ብሰለይ፡ ክሳዕ ንተርር፡ ፈቲንኩም ከተእትዉና ዓዲ እሾኽ እናኣለኹም ፋኑስ ብምውላዕ እንረግጾ መገዲ።   ምስጋና ኣድጊ ርግሒት ኰይኑ ጻውዒትኲም ሰማዒ፡ ብርሃንኲም ዝርኢ ኣልቦ ተሳኢኑ። ኣብ ክንድኡስ፡ ገሌና፡ ኣንታ’ዞም ዓያሹ ዘይጠፍአ ንብረት ዝእልሹ ህድኣትዶ ሃደሞም ኣያኦም ዘይሰምዑ ሰይጣን ዶ ሰሪርዎም ቤቶም ዝድውሹ ኢልናኩም

Continue reading

“ዝነገሰ ንጕስና ዝበረቐት ጸሓይና” እንስሳዊ ፍልስፍና ቀዳሞት

ማቴዎስ ሃብተኣብ* ውክልና፡ ምጥባቕ እምበር ምጥቓዕ ኣይኰነ!! ሰባት ናብ’ዛ ዓለም ካብ ዝመጹ ኣትሒዞም ክሳብ ሕጂ፡ ብዝተፈላለየ መንገድን ብዝተፈላለየ ደረጃን ህይወቶም ብሓባር ክመርሑ ከም ዝጸንሑ ኩሉ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ዝዛረበሉ ሓቂ እዩ። ኣብ ጥንታዊ ሕብረተ-ሰብ ዓለምና፡ ሰባት ብደረጃ ጭፍራ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ብደረጃ ሃገር ተጠርኒፎም ይጒዓዙ ምህላዎም ርዱእ እዩ። እዚ ጥርናፈታት’ዚ ምስ ዓቕምን ተሞኲሮታትን እቲ ኣብኡ

Continue reading

ዕላል ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ምስ ጋዜጠኛን ሰኣላይን ስዩም ጸሃየ

ኣቐዲምና ስዩም ነዚ ዕድል ስለ ዝሃብካና ብስም ኣንበብትና ነመስግነካ። ኵነታት ኣተዓባብያኻን ናብ ሜዳ ኣሰላልፋኻን ከመይ ይመስል ከም ዝነበረ መዕለልካና’ዶ ? ኣነ`ውን ኣቐዲመ አመስግነኩም። ኣብ ኣስመራ`የ ዓብየ፡ ኣደይ ኣሓት ጥራይ ዝነበርኣ ኣደኣ ዘዕበየታ ዘኽታም ኰይና፡ ኣቦይ ተጠኒሱ እንከሎ ኣቦኡ ዝሞቶ፡ ኣደኡ ግና ብንእስነታ ርእሳ ላጽያ ዘዕበየቶ፡ ሓደን ዘኽታምን ግን ከኣ ጻዕራምን ሓያልን’ዩ ነይሩ። ኣብ ኣስመራ`ውን ተማሂረ።

Continue reading

PEN International Convenes its 83rd Congress

PEN International is convening its 83rd annual congress under the theme “Reclaiming Truth in Times of Propaganda” in Lviv, Ukraine between 18-22nd of September. Over 200 members from more than 100 centers are participating in the congress. In its annual congress, PEN International honors jailed writers with empty chairs as reminder of absence of the

Continue reading

“ነጻ ፕረስ እንተዘየጥፊእካዮ ከጥፍኣካ’ዩ. . . ?”

መድሃኔ ሃይለ* ርእሲ-ዓንቀጽ ናይ 10 ሓምለ 2001 ሕታም ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ብሕታውያን ጋዜጣታት ሃገርና ናብ መንግስቲ ዝቐንዐ ነቐፈታ ብብዝሒ ይውሕዝ ኣሎ። ዝቐርብ ዘሎ ነቐፈታ ብዓይነቱ ኮነ ብትሕዝቶኡ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ናይ ፕረስ ዓመታት ተራእዩ ስለ ዘይፈልጥ ስክፍታታት ምፍጣሩ ኣይተረፈን። ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠሞ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ፡ ናይ ምዝራብ ኮነ ናይ ምጽሓፍ መሰሉ ተነፊጉ

Continue reading

ጋዜጣታትና፡ ኣብ መኣዲ ቁርሲ-ቀዳም ተኣንጊደን

ትማሊ ቀዳም መደብ ቁርሲ-ቀዳም ኣብ ጠዓሞት፡ ንመብዛሕትአን ጋዜጣታትና ምስ ኣንበብተን ገጽ ንገጽ ኣራኺባተን እያ ኣምስያ ብመገዲ ወከልተን። እተን ኣብቲ ኣጋጣሚ’ቲ ዝተረኽባ ጋዜጣታት ነቲ ኣደራሽ ካዛ ደሊ ኢታልያኒ ጸቢብዎ ዘምሰየ ተዓዛቢ፡ ነቲ ብኣላይነት ሌተናንት ኮሎኔል ኻልድ ኣበራን ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ ዃዳ)ን ዝተኣልየ መድረኽ፡ ዘቕረብኦ ሓጺር ጸብጻብ ምስ እንሰግር፣   ጋዜጣ ዘመን ኣብ መስከረም 1998 ብመልክዕ መጽሄት

Continue reading