When Eseyas “Haleka” Debesay (known for singing praise songs to the president) joined forces with the Yohannes sisters to upload a “patriotic” song that mocked the youth fleeing the country, for instance, the response was immediate. The video accumulated more than 30,000 “dislikes” in under a week, before the “dislike” and “like” buttons were disabled.
Author: staff
ካብ ኣስመራ ብዓዲ ጓዕዳድ ዝሓልፍ ጽርግያ ወዲእና፡ ናብ ሕምብርቲ ዝወስድ ጽርግያ ክንጥወ እንከሎና፡ ወዲ የማነ ነታ መስተዪት፡ ኣብ መንጎ መንበሩን መኽደን ሞተረ’ታ ኣውቶቡስን ክቕርቅራ ክብል እቲ ስዋ ተኻዕወ። ነቲ ዝተኻዕወ ብዓይኑ ርእዩ ዘድሕኖ ክመስል ዓሰርተ ግዜ ተገልቢጡ ጠመተ። እታ መእለዪት መንገዲ’ውን ከይተፈለጠቶ ህሩግ በለቶ፣ ናህሪ’ታ ኣዉቶቡስ ኣብ ሽዑ በጺሑ ዓቐኑ ዝሓለፎ መሰለ። ክጠውያ እንከሎ ከዝሕላ
Tiffany Haddish doesn’t shy away from expressing herself on the political aspects of American life — including the persistent racism in comedy — but hasn’t felt the need to comment on Eritrean politics. She could hardly be faulted for that, after all, her only link with Eritrea was her father whom she hardly knew. When
እንተ እቲ ቐደም ኣይትጽሓፉ ምስ በሉና ተንፊስኩም ኢሎም ምስ ኣሰሩና ምስ ኣበሳበሱና ምስ ሓረዱና ምስ ቀተሉና ኣሳሕዩና እቲ ኢድና ብረት ዓጢቕና ካላሽን ክብረትና እንተሎሚ ኣይትጽሓፉ ኣይትሕተቱ ቃላት ኣይተነቕንቑ ኣይትመራመሩ ዋእ! ኣይትመራመሩ ዝበለ መጽሓፍ-ቅዱስ ዶኾነ፧ ንመለስ ናብቲ ዘምጽኣና ጋዜጣታት ረኺብና እስኪ ንረዳዳእ ተሓጒስና እንደገና ኣሰሓዩና እቲ ኢድና ሓሳብ መጺኡ ኣስሒቱና ተዛሪብና ያኢ ክንፈትሕ ሽግራትና
ንምዕባለ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ መእተዊ ካብ ኣርእስቲ ናይ’ዚ ጽሑፍ ምርዳእ ከም ዝከኣል ምዕባለ ሕታማት ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ትግርኛ ካብ 1886 – 1991 እተሓትሙ ዝርዝር ምስ ሓጺር መግለጺኦም ዘቕርብ መጽናዕቲ እዩ። ብመጀመርታ ዝርዝር መጻሕፍቲ ክበሃል እንከሎ ብትግርኛ እተጻሕፉ መጻሕፍቲ ኩሎም ኣኪብካ ጥርኑፍ ብዝኾነ ኣሰራርዓ ምቅራብ ማለት እዩ። መግለጺ ማለት ከኣ ነቶም እተኣከቡ ወይ
What is known of Mammet is also very little. She was a harlot who played the mesenqo (string instrument). She was a daughter of a man named Tsebaú from the village Qelay Bealtet (Rossini 1904: 361). Her beauty and attraction to many suitors can very well understood from her existing poem. Unlike Sappho and Mirabai,
ግጥሚ ግዜ ኣለወን ኣንስትና ኣጥብየን/ኣዕቢየን ኣጽርየን/ገዛውትና ሓጺበን/ኣስታሪረን ዓዲፈን/ክዳውንትና ማይ ወሪደን ዕንጨይቲ ወፊረን ጽህየን/ዓጺደን/እኽልና ሰንኪተን/እንጌራና ሰኽቲተን/ጸብሕና ጾሚቘን/ሱዋና ከይኣኽለን/ገና ተሓጺበን ተቘኒነን ተመሺጠን ተዃሒለን ተኸዲነን ኦፊስ/ውዒለን/ምሳና ገዚአን/ኣስቤዛና ቍርስና! ምሳሕና ድራርና! ግዜ ኣለወን ኣንስትና! ግዜ የብልናን ሰብኡት ኢና! ምንጪ፤ ዕንክሊል « GO BACK
ቅንየት 1 ኣያይ ሮሜር ሰዓቱ ጕድጓድ መረብዓቱ ሞት ምስ ወደሰ ኣቦይ’ውን መለሰ ኰይኑ ጥንቅልዒት ብዘይከበሮ ብዘይጣቕዒት ግዜ’የ በጃኻ ጐርጕራ ጁባኻ ግዜ ጁባኡ ጐርጒሩ እዝጊ ዋንኡ ሽሩፍ ስኢኑ ግን’ቲ ዘይሕለል ኣያይ ሓየቴ ብኑዛዜ ወዲሱኒ ወያ ሰዓቴ 2 ወዳስን ተወዳስን ኰይኖም ፈዳስን ተፈዳስን ኣብቲ ጸጥ ዝበለ እዋን ሓመድ ድበ ወያ ኣቕሓ ውርሻ ብቂምቂምታ
Underground blogger from Asmara observes strenuous efforts to annihilate collective memory
