Author: staff

Eritrean Persecuted Journalist Yirgalem Awarded Writer’s Scholarship in Germany

“Among former fellow writers of the program included Svetlana Alexievich, Belarusian investigative journalist, essayist, and oral historian who won the Noble Prize in Literature in 2015.” Eritrean poet and journalist Yirgalem Fisseha Mebrhatu has arrived in Munich, Germany to start a one-year scholarship awarded by Writers-in-Exile Program of the PEN Deutschland (German PEN Center). Upon

Continue reading

ገምጋም መጽሓፍ መራግእቲ ብግርማይ ዮውሃንስ

“’ሕልሚ ድሕሪ ወፍሪ!’ ኢለ ዝሰመኹዎ ኣወንዚፈዮ ዝጸናሕኩ ሕልመይ ኣብ ቅድመይ መጺኡ ግትር ኢሉ . . . ‘ድሕሪ ወፍሪ ክምለሰካ’የ!’ ኢለ ዘተስፈኹዎን ዝተፈለኹዎን ሕልመይ ዝበለኒ ግን የገርም’ዩ።” ደራሲ፡ ግርማይ ዮውሃንስ፤ ኣሕታሚ፡ ቡክፎርላገት ኩርፐን (2018)፡ ISBN 978-91-88383-36-5 እዛ 210 ገጻት ዘለዋ ብጸሓፊ ግርማይ ዮውሃንስ ዝተደርሰት መጽሓፍ መራግእቲ፡ እኵባት ግጥምታትን ሓጸርቲ ጦብላሕታውያን ጽሑፋትን ዘጠቓለለት’ያ። ‘መሓፍስቲ’ ኣብ ዝብል ቀዳማይ ክፋላ 34 እኩባት

Continue reading

ውድድር ግጥሚ ቢቢሲ ትግርኛ፣ ብቝዓት ገጠምቲ ዘይኰኑስ ገምገምቲ ኣይተረኽቡን

ትዕዝብተይ ኣብ ገምጋም ውድድር ግጥሚ ቢቢሲ ትግርኛ ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዝጸውዖ ፈላሚ ውድድር ግጥሚ᎓ ብዓይነቱን ጆኦግራፊያ ዝርጋሐኡን፣ እሞ ከኣ ኣብ ክልተ ሃገራት ንዘሎ ተዛራቢ ቋንቋ ትግርኛ ከሳትፍ ዝኽእል ከም ምዃኑ መጠን ትጽቢቱ ዓቢ’ዩ ነይሩ። ዕዉታት’ቲ ውድድር ተፈሊጦም᎓ ሓደ ካብቶም “ብዙሕ ዝተጸበዩ” ደያኑ–ዶክተር ዮሃንስ ኣሰፋው–ከም “ዘይተሓጐሰ” ምስ ሓበረን ብቐንዱ ከኣ ኣቦ-መንበር መማዪት ኮሚተ’ቲ ውድድር ጋዜጠኛ ኣማኑኤል

Continue reading

ቍራቦ ካብ ሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ማይ-ስርዋ

ራብዓይን መወዳእታን ክፋል መፈጸምታ ናይቲ መጀመሪ ነቲ እናወደቕኩ እናተንሳእኩ᎓ ተስፋ እናቘረጽኩ ሓቦ እናጸፈኹ᎓ ከምኡ’ውን እናነባዕኩ ሳሕቲ ከኣ እናተተስፈኹ᎓ ዝሓለፍኩዎ ህይወት እናሰሓቕኩ ከዘንትወሉ ስለ ዝበቓዕኩ ንፈጣርየይ አመስግን። ንኵሉ ደላይ ሰላምን ደጋፊ ውጹዕን ኣኽብሮተይ እገልጽ። ናባይ ብምድዋልን ኣብ መውሃቢ ርእይቶ ሓሳብኩም ብምስፋር ኰነ ደገፍኩም ብምግላጽ ሞራል ዝሃብኩምኒ ኣንበብቲ ልባዊ ምስጋናይ አቕርብ። ኣብዚ ስለስተ ክፋላት ዘቕረብኩዎ ጽሑፍ ከዳሉ

Continue reading

ቍራቦ ካብ ሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲማይ-ስርዋ

ሳልሳይ ክፋል “ሰለስተ ሰብኡት ኣይመድለዩን፣ ብሽጉጥ ክትቀትሉኒ ትኽእሉ ኔርኩም” ሓሙስ 21/10/2010 ንሓካይም ቤት-ማእሰርቲ ማይ-ስርዋ᎓ ሓንቲ ካብተን ዘይጥዑማት ዕለታት ምንባራ እግምት። ቅድሚኡን ድሕሪኡን᎓ ሎሚ ክጠቕሶ ግዜኡ ዘይኣኸለ᎓ ብዙሕ ኣሰቃቒ ትርኢታት ከም ዝርኣዩ ርግጸኛ’የ። ምስ ምሉእ ጕልበቱን ጥዕናኡን ናብ መርመራ ክውሰድ ዝረኣኻዮ ጐበዝ ድሕሪ ገለ ሰዓታት᎓ ብወተሃደራት ተጸይሩ ወይ ተደጊፉ ክምለስ ምርኣይ ልሙድ’ዩ። ናተይ ከኣ ሓደ ኣብነት

Continue reading