Author: staff

ቍራቦ ካብ ሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ማይ-ስርዋ

ይርጋኣለም ፍስሃ* ካልኣይ ክፋል “ወርሓዊ ጽግያት ኣለኒ… መዓልቲ’ባ ቀይረለይ በጃኻ” ረቡዕ 20/10/2010 ሰዓታት ቍርሲ ሓሊፉ። ተሓዚ መፍትሕ᎓ ሸላና እናኸፈተ᎓ ስመይ ረቝሐ። “ትጽውዒ’ለኺ።” ብድድ ኢለ ነቐልኩ። ምጽዋዕ ዝተፈላለየ ስምዒታት’ዩ ዝፈጥር–ፍርሒን ተስፋን። “እንታይ’ኮን ከምጽኡለይ’ዮም? ብኸመይ ትሓልፈለይ ትኸውን?” ዝብሉ ሕቶታት ኣናዊጾም ፍርሒ ክፈጥሩልካ ከለዉ᎓ ጕዳዮም ዘይፈለጡን ሓታቲ ዘይረኸቡን᎓ እሱራት ስለ እትፈልጥ፣ ምጽዋዕካ ከም ብልጫ ወሲድካ ትትስፎ። ኣብቲ እዋን

Continue reading

ቍራቦ ካብ ሽዱሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ማይ-ስርዋ

ይርጋኣለም ፍስሃ* ቀዳማይ ክፋል “ነዚ ሰብኣይ ትኸውን ሓንቲ ጥይት ድያ ተሳኢና ኢልኪ ተዛሪብኪ” ንውሕሰነት ሓያሎ ሰብ ዛንታ ክብል᎓ ኣብ ጽሑፈይ ስም ኣይክጠቅስን’የ። “19 ለካቲት 2009 ልክዕ ሰዓት 4 ድ/ቀ/ ኣገዳሲ ኣኼባ ስለዘሎ ኵሉ ኣባል ኣብ ኮረድዮ ክርከብ ንሕብር” ኣብ መስቀሊ ሓበሬታ ቤት-ጽሕፈት ሬድዮ ባና ተሰቒላ ናይ ዝሓደረትን ዝወዓለትን ወረቐት፣ ትእዛዝ ኣኽቢሩ ዝተኣኻኸበ ሰራሕተኛ᎓ ርዝነት ዘይዋሃቦም

Continue reading

ፐን ኤርትራ ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ፐን ኤርትራ ካብ ነሓሰ 2 ክሳብ 4 ነሓሰ ኣብ በርሊን᎓ ጀርመን ዓመታዊ ኣኼባኡ ብምቅናዕ᎓ ናይ ዝሓለፈ ዓመታዊ ስራሕ ገምጊሙን ናይ ክልተ ዓመት ውጥን ስራሕ ኣቕሪቡን። ኣብቲ ኣብ ኣደራሽ በርሊን ማርክ ሆቴል–ብገንዘባዊ ሓገዝ መሻኽቲ ፐን ኖርወይ–ዝተገብረ ናይ ክልተ መዓልታት ርክብ ካብ ጀርመን᎓ ሽወደን᎓ ኖርወይ᎓ ስዊዘርላንድ᎓ ፈረንሳይ᎓ ዓዲ-እንግሊዝን ኣመሪካን ዝመጹ 15 ኣባላት ተሳቲፎም ነይሮም። ብመኸፈቲ ቃል ፕረሲደንት

Continue reading

PEN Eritrea welcomes Eritrea and Ethiopia’s rapprochement, expresses concern on lack of accountability and transparency

Press Release In its annual general meeting, convened in Berlin from 2nd to 4th of August 2018, PEN Eritrea assessed the on-going rapprochement between the governments of Eritrea and Ethiopia. PEN Eritrea welcomes the new development, which has a potential of ushering a lasting peace between the two countries. It also noted its concern on

Continue reading

ናብ ሲሃም. . .

ይዋእ ዕሸለይየ ዋና ጻዕዳ ልቢ ዓመትኪ’ዶ ኮይኑ ሕማቕ ካብ ትረኽቢ? እንታይ ትብሊ’ለኺ እንታይከ ትሓስቢ ንብዓትዶ ትቖርሲ ካብ ዓርቢ ናብ ዓርቢ?   “ካብ…” ዶ ስኢንክሉ እዚ መልእኽቲ ካብ  መቕርብ ኣይኮነን ካብ ፈተውቲ ካብ ጋሻኺ ኣይኮነን ካብ በጻሕቲ መሻግርትኺ’የ ናይ’ቲ ዘለኽዮ ‘ሰላምታይ’ ይብጻሕኪ ክንዲ “ኮሎክዮ”   ድሓንዶ ኣለኺኸ ከመይ ትህልዊ? እንታይ ርኢኺ ኣብኡ ካብ ትኣትዊ? ኣስካሕኪሑኪዶ ናብራ

Continue reading

ገጽ ኣደይ

ብኣብርሃም ተስፋልኡል ሓጻር-ዛንታ -ኣብ ገድላዊ ህይወተይ: መበቈል ዓደይ ወይ ድማ ዝተሰለፍኵሉ ከባቢ ንዋላ ሓደ መጋድልተይ ዘይንጋረይ: ምስጢር ንምዕቃብ ዘይኰነስ: ከምኡ ኢለ ንኽዛረብ ኣብ ኣፈይ ስለ ዘይመጸለይ ጥራየ’የ። -ድሕሪ ከባቢ ዓሰርተ ዓመታት ንኸበሳታት ኤርትራ እድይብ ምንባረይ: ጠሊ ከበሳ ዝረኸቦ ነብሰይ ምስ ሽታኡ ተደማሚሩ: ኣካላተይ ፍንጥሕ-ጥሕ በለ፣ ሓሳባተይ ዝሕው በለኒ። ከብደይ ከኣ ብትንትን አረ ብትንትንትን በለኒ። -ድሕሪ

Continue reading