ኢቫን እቲ ዕሉልን፡ ቫሲሊ እቲ ጽሉልን

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል* 24 ለካቲት 2022 ዝጀመረ ውግእ ሩስያ-ዩክረይን፡ ብብዙሕ መኣዝናት’ዩ ዝጥመት። እቲ ፍሩይን ጉሉሕን፡ ምስ ምስፍሕፋሕ ውድብ ውዕል ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ይተኣሰሰር። ሱር መሰረቱ እንተተበርበረ ግና፡ ጫሌዳታት’ውን ዘሎዎ ኰይኑ ኢና እንረኽቦ። ነዚ ሓጺር ትንተናዊ ጽሑፍ፡ ሓባራዊ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ንኢትዮጵያ ከም ሩስያ፡ ንኤርትራ ድማ ከም ዩክረይን ጌርና ብምንጽጻር ከነንብቦ እምሕጸን።

Continue reading

እንታይ ኣሎዎ (እንታይከ ዘይብሉ) እዚ ግዜ…

ግርማይ ዮውሃንስ* ወርሒ መስከረም ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብሰንኪ እቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ’ተን ልሳናት ህዝቢ ዝዀና ናጻ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታትን ጋዜጠኛታተንን ከምኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ፍትሕን መሰልን ዝሓተቱ ኣባላት ባይቶን ዝወሰዶ ዓፋኒ ስጕምቲ ከም ጸላም ወርሒ ካብ ትጽብጸብ ነዊሕ ግዜ ኰይኑ ኣሎ። ድሮ ድማ 20 ዓመታት ሓሊፎም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ እዚ 20 ዓመታት ’ዚ ከኣ ገለኦም

Continue reading

Prof. Ghirmai Negash Named PEN Eritrea’s 2021 Freedom of Expression Award Winner

Eritrea’s foremost literary scholar and freedom of press advocate Professor Ghirmai Negash has been named the 2021 PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award winner. The ceremony has been held virtually, Saturday September 18th, on the 20th anniversary of the ban of free press in Eritrea. PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award is a yearly award

Continue reading

ከየዕረፈ ዝተኾልፈ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ!

ይርጋኣለም ፍስሃ* 1987 ኣብ እዋን ቁልዕነቱ ናብ ቃልሲ ንናጽነት ተጸንቢሩ። ንሱ ግና “ኣነ ናጽነት ምስ መጸ‘የ ገድሊ ጀሚረ“ መውጽኢት ኣፉ‘ያ። ሓደ ካብቶም ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት፡ ክምህሩ ናብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተመደቡ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ነይሩ። ቀትሪ እናማሃረ፡ ምሸት ድማ እናተማህረ፡ ተውለ ምዕማም ሕርያኡ ነይሩ። ተማሃሪት ማእከላይ ደረጃ ኣብ ዝነበርኩሉ ግዜ (1995 – 1997) ኣብ

Continue reading

ተረፍ

ሓጻር ዛንታ ብኣኸድር ኣሕመዲን* እቲ ዲቕ ዝበለ መሪር ኲናት ዝግ ምስ በለ፡ ነታ ንኽልተ ዓመታት ዝተፈለኹዋ ኣደይ፤ “እንታይ መሲለን ሒዘን ክኣትዋ እየ?” ዝብል ሓሳብ ክትል ክብለኒ ጀመረ። ኣብ ከምኡ ዝበለ ዘራእቲ ሓሳብ እንከለኹ፡ ጸላኢ ከይትርግኦ ኣብ ዘፍርሕ መጻብብ ዋርድያ ሓዲርና፡ ናብቲ መውዓሊና ዝተባህለ ቦታ፡ ነታ ዓዲ ንድሕረና ሓዲግና፡ ኣብ እግሪቲ ሰንሰለታዊ ታባታት ኣብ እንምለሰሉ ዝነበርና

Continue reading

Adieu Aaron Gracious

 Björn Tunbäck* “Yesterday was a sad day for me and many Eritrean journalists. We lost a hero, a fighter, a fighter for the freedom of the press. A man who founded a newspaper to fight for justice, a man who was never afraid to express his views, a man who was a voice for the

Continue reading