Tag: የማነ ዓንደብርሃን

እቲ ብርቂ ጸሓፊ ልቢ ወለድ ቢኒያም ፍስሃጽዮን ኣበይ ተሰወረ፧ ሰኣላይ የማነ ዓንደብርሃን ከ፧

ብጸጋይ መሓሪ ( ተመርዖ) ናይ ካልእ ኣይፈልጥን፡ ኣነ ግን ነዛ ዳስ ሳልስቲ ዝምንውሓ ሓጻር ህይወት ፥ ሓቂ መስኪረ፡ ጭውያት ደቂ ሃገረይ ዘኪረ፡ ሃለዋቶም ሓቲተን መጭወይቶም መስኪረን ክሓልፍ’የ ዝደሊ። ስለዝዀንኩ ድማ ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ብዛዕባ መጭወይተይን መጭወይቲ ደቂ ሃገረይን ክምስክር ኣሕሊፈዮ ኣለኹ። ስለዝዀነ ድማ እንሆ ሕጂ’ውን እቲ ልሉይን ተዘካርን ኣብዚ እዋን እዚ ግን ተረሲዑን ተጨውዩን ዘሎ

Continue reading