Sept. 3, 2020 PEN Eritrea, in collaboration with the Civil Society Programme of PEN international, is launching two initiatives in an attempt to document, reflect, and share experiences of the pandemic and separately everyday life in Eritrea. The aim is to publish and reward 12 texts that best document the two experiences. Check below the
ሺሻይ ሽመንዲ* ሓምለ 9 2020 ሰለስተ ጥቅምቲ እንክትመጽእ ኣብ ነብሰይ ዝክዖ ዝተሓናፈጸ ስምዒት ኣሎ። ከምቲ ብዙሕ እዋን ዝገብሮ፡ እንተ ፈዀሰኒ ብማለት ነቲ ዝተሰመዓኒ ቀዘዝታን ዝኽርን ንምሕንጣጡ’የ ዝፍትን። ሕጂ’ውን ኣብቲ ኣብ ቅድመይ ዘሎ ወረቐት ኣፍጢጠ፣ ነቲ ቅዘተይን ዝኽሩን ክገልጽ ዝኽእል ቃላት ኣይስእንን እኸውን እናበልኩ’የ ዝእልሽ ዘለኹ። ከም ዝመጸለይ እሓናጥጥ’ሞ፡ እቲ ኣብ መወዳእታ ዝረኽቦ ዘለኹ ጽሑፍስ ንጋድምን
عقد نادي القلم الإريتري مؤتمره الثالث عبر تطبيق (Zoom) ، يوم السبت 27 يونيو 2020. في البدء رحب رئيس اللجنة التحضيرية ، الدكتور/ دانييل. مكونين بالمشاركين، وأوضح إن إنعقاد المؤتمر عبر الإنترنت بدلاً من الاجتماع المقرر إنعقاده في أنتويرب ، بلجيكا في الأسبوع الأول من يوليو 2020 الناجم عن جائحة كوفيد 19. بناءاً عليه قررت
ክብሮም ደሞዝ* ሓምለ 5 2020 ድምጺ ምጽላል ጥራይ’ዩ ዓው ኢሉ ዝስማዕ ነይሩ። እቶም ካብ ምእራይ ዕንጨይቲ ዝተመለስና፡ ብድኻምን ጥምየትን ተሰኒፍና ብምንባርና፡ ኣብቲ ከም እቶን ዝልብልብ ሑጻ ዛሕ በልና። ምጽላል፡ ነተን ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ማይ ንኽህባና እናተደህየት፣ ንሳ ድማ ድራር ክትቅርበልና ሸበድበድ ትብል ከምዘላ ካብቲ ሸፋሕ ሸፋሕ ድምጺ ተበጊሰ’የ ብሓሳበይ ቀሪጸዮ። ዓይነይ ቛሕ ኣቢለ ክርእያ ዓቕሚ
By Staff July 2, 2020 PEN Eritrea has conducted its third congress via Zoom Saturday, 27th 2020. Chair of the congress preparatory committee, Dr. Daniel R. Mekonnen welcomed participants and explained why the center planned to pursue the congress online instead of the scheduled meeting in Antwerp, Belgium on the first week of July 2020.
ኣብርሃም ተስፋልኡል* ሰነ 20-2020 ምንቍልቋልን ምሽሕካርን ቋንቋ፡ ኣብ ርእሲ ካልኦት ዝውቱራት መዐቀኒታት ከም እኒ ቍጠባ፡ ምስፋን ሕጊ-ኣልቦነት፡ ብኽነት ወዘተ. መስፈሪ ውድቀት ሓደ ስርዓት’ውን ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ኤርትራ፡ ገለ ውሱናት ዓመታት ከም መርኣያ ብምውሳድ፡ መራኸቢ ብዙሓን፡ ቃለመጠይቓት፡ መደረታት፡ ኣኼባታት. . . ካብኡ ሓሊፉ’ውን ናይ ተለፎን ጻውዒታት፡ ናይ ኣብያተ ጽሕፈታት ኰነ ኣገልግሎታት ትካላት ዝርርባት ብምስትብሃል ደረጃ
ሰነ-19-2020 1 እንድዒ ግዜኡ መዓስ ተተኺሉ ከምዝበቈለ ብመን ከምተተኽለ ዕረ ግን ምቁር ምቁር ግን ዳንዴር ሓዲርዎ ሓዲሩ ወኒንዎ ፍቕሪ ሃገር ብቕድሚኡ ናወጠጠ ብድሕሪኡ ናሻሞጠ “ሃጽ በል ሃጽ በል” በሎ “ኣይትውዓል ኣይትሕደር” 2 ብዘይስንቂ ጭራም ቊራስ ንሳ ጥራይ ሒዙ ‘ታ’ብልቡ ዘላ ትንፋስ ንቤቱ ምስ ሰራዊቱ ንድሕሪት ጨብ ኣቢሉ ኲዕዩ ዋላ ንነብሱ ንባዕሉ ንዮ ራሕቒ ጠንጢኑ ምሉእ
(ግንቦት 29 2020) ንእስነት ክንዕክት፡ ኮንዶም ገባብሩ! እርጋን ከነዳምቕ፡ ማስክ ጐላልቡ! እዚ ናትና ትውልዲስ፡ ሓጢያት መን’ዩ ጸይሩ? ሃይለ ቢዘን
ሃይለ ቢዘን* ግንቦት 11፡ 2020 እዚ ጽሑፍ ወግዒ እዩ። ወግዒ ብቛንቋ ስነ-ጽሑፍ፣ ንሓደ እትርእዮ ክዉን ነገር ወይ ፍጻመ ብዝተቐጀለካ ምግላጽ’ዩ። እዚ ጽሑፍ፡ ንቕብኣ ዝተዓመጸት ኤርትራ፡ ብህርመት ብራሽ፣ ብቓና ውህደትን ነጽጊ ሕብሪን፣ ብድምቀትን ህሰትን ብርሃን ወዘተረፈን ስነ-ቅብኣዊ ህየሳ ንምሃብ ኣይኰነን። ወግዒ እዩ። ሓደ ንርግእቱ ብኽምስታ ዘሰነየ፡ ናብቲ 140×200 cm ዝዓቐኑ ጻዕዳ ሽዕር ዘፍጠጠ ቀብኣይ፡ ኤርሚያስ ዕቝበ’ዩ




