Pen Eritrea
for freedom of expression
(ግንቦት 29 2020)
ንእስነት ክንዕክት፡
ኮንዶም ገባብሩ!
እርጋን ከነዳምቕ፡
ማስክ ጐላልቡ!
እዚ ናትና ትውልዲስ፡
ሓጢያት መን’ዩ ጸይሩ?
ሃይለ ቢዘን