“ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ህዝብታት ንዓሰርተታት ዓመታት፡ አረ ገሊኡስ ንዘመናት ዝኣክል ብናይ ውሽጥን ወጻእን መበቆል ዘለዎ ጭቆና ተሳቕዮም እዮም። መብዛሕትኡ ግዜ ንሰብ-መዝን ገዛእትን ብዘይሕቶ ኣሜን ኢልካ ናይ ምእዛዝ ባህሊ ከምዝሰርጽ ተገይሩ’ዩ። ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት ድማ፡ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ክህልዉ ብዝኽእሉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባዊ፣ ሃይማኖታዊ ትካላት’ውን ከይተረፉ፡ ብደይመደይ ተዳኺሞም ጽግዕተኛታት ከምዝኾኑ ተጌሮምን፣ ወይ’ውን በቶም […]
Category: files and records
Particularly, the writers will have to be alert against becoming victims of a paralyzing “self-censorship” that expresses itself in thoughts such as, “we should not offend our government,” or “maybe our government will not like this,” or “if I write this, people will think this.” One may ask the question “Why?” The answer – as […]