Eritrean journalist Abubaker Sayek wrote a long piece on the times and arts of the legendary singer-song-writer, “Wed-Amir” for Hedgait blog in Arabic. Based on information from the article and other sources, Mohammed Hiyabu is introducing the singer to English readers. Idris Amir aka “Wed-Amir”—was legendary, extraordinaire singer-song-writer who has immensely shaped the Tigrait language
Category: literature and poetry
Poem by Ghirmai G.Meskel (1988) ቀንዴል ጸልማት ተዋጋኢ፡ ብሕጂ ዚዋጋእ፡ ድጉን ሓርበኛ፡ ንናጽነትን ብተስፋኣን ዚነብር፡ ብኣኣ ዚዕንገል፡ ንዓኣ ዝውፈ፡ ጕዕዞኣ ብሓንቲ ቀንዴል ይበርህ፡ ናይ ተስፋ ቀንዴል
translated by Cristina Viti AT LAMPEDUSA On the third of October a boat arrived at Lampedusa carrying 518 people. Survivors of a ferocious dictatorship and of an insidious crossing in the dead of night, from that big raft they saw the lights of the promised land. And thinking their suffering was over, they raised a
በጺሐ እብለኪ በጺሐ… ናብቲ ዝነውነወ ነውኒዉኒ ሃው! ዝበልኩዎ ከይበልኩዂ ደሓን ኵኒ ናብቲ በቲ ሓደ ሸነኽ ዘሎ ሳዕሪ ናብቲ ርሁው ዓለም ናብቲ’ኳ… ኣካውናኡ እዝጊ ዋናኡ ግና ስድራ ጠዋሪ ዓለባ ቀያሪ …በጺሐ። በሰላ ዝሓንጸጾ ካርታ ሒዘ ኣይሂ ንብዓት ብዝፈጠሮ ሩባ ሩባ ተጓዒዘ ኣደን ጓልን: ሓውን ሓብትን ብዘይንቡር ኣጐዛጒዘ ከምዘይብጻሕ የልቦን በጺሐ። ሕላገት ራዕዲ ኣብ ዝባነይ ተሸሪጡ
On the occasion of International Translation Day, PEN International selected the award winning poem of Amanuel Asrat “ኣበሳ ኲናት” to be translated into many languages. So far it has been translated into eight major world languages and the translations will follow, but here is the English translation of the original by Tedros Abraham in collaboration
ፈናን እድሪስ መሐመድ-ዐሊ ዕሽሪን ሰነት በዘሐ ዲቡ ዐለየ-ከ፡ “እግል ነአቅብልቱ ዲብ እንብል ዕሽሪን ሰነት ወዴነ” ቤለ። ሸዐብ ኤረትርየ ላኪን አስክ አዜ እት ልጁእ ነብር ሀለ። ምስለ በዲር እት መዐሳክር ልጁእ ነብር ለዐለ ሸዐብ ዮም ሱዳን እንዴ ተሐለፈት ኤረትሪ ለኢነብር እተ ቃረት ናይ ዐለም ይህሌት። (Click here to play) እድሪስ፡ እት ሰነት 1956 እት ሳሕል ናሮ-ቃምጬወ
ኣብቲ መንገዲ ኣርብዓ ‘ይሓይሽ’ ኣብ ዝበለቶ ተጸጊዓ ዝፍቀዳ ሳናቲም ኣብ ቅድሚኣ ዝርካቡ ጕልባባ ንወዳ ኣማሚቛ ድንን ምሽክንክን ሓዊሳ ናብቲ ቀዝሒ ኢዳ ልኢኻ ዕሸላ ክትዕንግል ስለ ዝነበራ ከይፈተወት ከምኡ ጌራ ጌና ብሓራሳ’ያ ሓጋዚ ስኢና ዝርንዛሕ ነቢዓ ዕድላ ኣማሪራ “ሓራስ ጓል ማርያም” ዘበላ እንሆ ሕጂ ዓዂኹላ የጻውታ ኣሎ የዕልላ “ማማየ’ቲ ጅንሒ ከልኤኪ” “እንታይ?” “ከምጂ” ዝጸምለወ ገጻ ተስፋ
ተዓዋቲት ፍሉይ ሽልማት ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት 1999 ኣበሳ ኵናት ሓደ ነገር ጓዚሙ ሓደ ነገር ተዳህዩ ንህድኣት በሲዑ ሓደ ነገር ኣቃሊሑ። ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝተሓላለፉላ ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝራኸቡላ ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝዋሰቡላ ኣብ ቅርዓት ሂወትን ሞትን ኣብ ወሽመጥ ጥፍኣትን ልምዓትን ኣብ ስንጭሮ ሻቕሎትን ሰላምን ….ተቐርቒሩ ሓደ ነገር ተዳህዩ። ሽዑ ሓንቲ ፍረ ዘርኢ…. ጭዓን ሰራውን
ቴድሮስ ኣብርሃም* ተደጐል ብማሕሙድ ኢብራሂም ተደሪሳ ብ2014 ንሕትመት ዝበቐዐት ልብ-ወለዳዊት ታሪኽ ኰይና፡ ኣብ ዳሕረዋይ ገበር እዛ መጽሓፍ ኣለምሰገድ ተስፋይ ንብቕዓት ደራሲ ብኸም’ዚ ዝስዕብ ገሊጹዎ ይርከብ፤ “ሳሕቲ ዝቕልቀሉ፡ ንኻልኣይ ቋንቋኦም ዓይነታዊ ኣበርክቶ ዘወፍዩ ደረስቲ ኣለዉ። ፖላንዳዊ ጆሴፍ ኮንራድ ኣብ 20 ዓመቱ ንዝተላለዮ ቋንቋ እንግሊዝ ብስጕምትታት ንቕድሚት ወንጭፍዎ’ዩ። ማሕሙድ ኢብራሂም ድማ፡ ኣብ 15 ዓመቱ ንዝተማህሮ ቋንቋ ትግርኛ፡
