ኣብርሃም ተስፋልኡል* ሃብቱ ነዳቓይ ትርኢቱ ብጸሓይ በሲሉ ዓይኑ ብድኻም ሰሊሉ ብስዋ ግን ተሸምጊሉ ሃብቱ … እናተመልሰ ቤቱ ወርሒ ወጽያ… ቅርኒብ ዓይኒ ተዃሒላ ዓውዲ ቀውዒ ተመሲላ ርእያቶ ርእዩዋ ስሒቑ ስሒቓ ብኡ-ብኡ ተብተብ ኢሉ ናብታ … ናብ … ናብ ጸማልያ መብራህቲ ሽሮ’ታ ድስክልቲ ሰበነ ቍንንቲ ብትንፋስ ትመውቕ ኣብታ ጸባብ ክፍሊ ሉቺ ተጸብያቶም ከም ወትሩ ብዓቕሊ ምንኻስ ኣምሲሉ
Category: literature and poetry
ቅዋመይ መንቀጽ ደመይ ከመይ ከመይ? ቀሪብኪ ኔርኪ ክትኣትዊ ዓዲ ትኽ ኢልኪ ከይትኸዲ ተኣሊኺ እንዳ እቲ ወዲ ፈቲኽዮ ዲኺ ብግዲ? ደንጒኺ ኣብ መገዲ እስከ ድሃይ ስደዲ ቅዋመይ ፈውሲ ሕማመይ ከመይ ከመይ? ኣይቆቡዕ ኣይሮቡዕ ንዒ እባ ሓዳር ግበሪ ንዒ እባ ኣመሓድሪ ንዒ መስከረም ንዒ ጥሪ ብፈረንጂ ዲኺ ብሓበሻ ትቘጽሪ? ቅዋመይ መንቀጽደመይ ከመይከመይ? ዶር/ ርእሶም ሃይለ ምንጪ– ዕንክሊል (2002) « GO BACK
Haile Bizen’s poem “My Eritrea” published in Pen Sweden. Click here to read the poem in Pen Sweden. « GO BACK
To mark International Translation Day, PEN members from around the world have translated a poem by Eritrean poet and journalist Amanuel Asrat, to demonstrate the significant role translation can play in furthering freedom of expression by highlighting the ongoing plight of journalists in Eritrea. Read the poem in Afrikaans, Bangla, Catalan, Croatian, Dutch, English, Hungarian,
