“ኣብዛ ብሕትውቲ ህይወተይ፡ ናይ በይነይ ዓለምን ስርዓትን ክፈጥር ምደለኹ።” 1ይቲ ደብዳበ ሳቢና ብሪሎ፡ ን ይርጋኣለም ፍስሃ

  WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ

Continue reading

እስከ ሓንሳብ

 እስከ ሓንሳብ እስከ ሓንሳብ … እስከ ስቕታ እስከ ሓንሳብ … እወ ዝግታ እ… ሽ… ታ!! ምስ ናጽነት ምስ’ዛ መነን ክንደይ ኢና ንመጣጠን ንንእሳ’ዶ ንመዛዘን፧ ማዕረ ስማ ማዕረ ቃላ ማዕረ ዋጋ ማዕረ ገድላ እንተ ደኣ ነቢርናላ ከይንኣስና ከይዓንደፍና ክዳንና እያ… እወ… ማዕቀንና! እሞ ከምኡ… እንተዄንና ንቤት ልሄም ንታቦታ ጥዑም-ፈተ ኣይብሕታ ጸላኤ-ሰናይ ኣይጥምታ ከመይ ኢሉ’ሞ ከመይ’ሉ’ታ ረሃጽ-ደምና

Continue reading

ኣህጕራዊ መዓርፎ ናይ ነፈርቲ

ኣብ’ቲ ዓለም-ለኸ ሰፊሕ-ዘ’ዳራሹ_ መዓርፎ፤           ወይ መዕለብ ናይ ነፈርቲ ቀለም-ንቐለም መሸከል-ንመሸከል ዓሌት-ንዓሌት__ __ በብዓይነቶም’ዮም፤                                    ወዮም ተሳፈርቲ . . . ብኻ ተዘኪርኪ! መኰነናት ግምሩኽ፡ ንቫሊጃታትኪ’ስ_ ኣይከፈቱ፤            ኣይገላበጡ። ኣምበይ’ስ ፈቲሾሞም፡ ንሰናጡ። ንዓኺ ኸዛርቡ’ንድ’ዮም_ ኣብ ዋኒኖም፤             ዘይጨበጡ! “ግብጻዊት ዲኺ፧” “ለብናን ዲኺ፧” “ሶርያዊት ዲኺ፧” ይብሉኺ፤                   ጽቡይ ስርሖም ከየስለጡ_ ወይ’ዞም ዓናናት! ሓበሻዊት ትግርኛዊት እኖይ ምዃንኪ’ኳ፤                       

Continue reading

Press Release: UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists

  UK Parliamentarians highlight disappeared Eritrean activists Launched in Parliament in London, an exhibition features images of Eritrean journalists, political activists, and government critics who were detained in September 2001 . This followed the end of Eritrea’s border war with Ethiopia, and the beginning of a crackdown on media and other freedoms in the country.

Continue reading

Tigrinya Books Contextualized: The Case of Abeba Tesfagiorgis Baatai’s Novels

Beyan Negash* April 12 2021 When reading early Eritrean novels, a reader is required to put the historical context in which a certain book was written. The reader’s perspective and contextual readings might give nuanced understanding of the work. In other words, Tigrinya literature readers must be compelled to keep the oral tradition way of

Continue reading

ጽባሓ ዘየፍርሓ

ኮኾብ ተስፋልደት* ኵሉ ግዜ ቈጸራ ኣብ ዝህልዋ፣ ምስኡ፡ ምስ እቲ ‘ልበይ’ እትብሎ ሰብ፥ ልባ ጥራይ እኹል ከም ዝዀነ ስለ ዘይነገራ፣ ዓይና ክትኰሓሕል ብዙሕ ግዜ እያ ተጥፍእ። ኣብ ቈጸራ ከኣ “ደንጒኺ” ’ምበር፣ “ክንደይ ደኣ ጸቢቕኪ መጺእኪ” ተባሂላ ኣይትፈልጥን። ካብ ዝተራኸቡላ ሰዓት ጀሚራ ብዛዕባ ዓይናን ከናፍራን ክዛረብ ክትጽበዮ፡ ብዛዕባ ሕልምታታ ክትዛረብ ክሰምዓ፡ ብዛዕባ ህይወቱ ከዘንትወላ ጽን ክትብሎ፡

Continue reading

ኣብ 2009 ካብ ዝተኻየደ ቍንጫል ወግዒ-በየነ ሃይለ

 ኢሳያስ በየነ*    ኢሳያስ በየነ፤ ኣብቲ ብደራሲ በየነ ሃይለ ዝምራሕ ዝነበረ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ስራሕ ብዝጀመረ፣ ንበየነ ብቕርበት ከዕልሎ፡ ክዕዘቦ፡ ክብርብሮ፡ ክሓትቶ፡ ከድንቖን ክሳብ ክስዕቦን ከኣለ። ኣብ 2009፡ ን11 ሰዓታት ምስ በየነ ካብ ዝገበሮ፡ ብድምጺ ናይ ዝተሰነደ ሰፊሕ ወግዒ፣ ቍንጫል ትሕዝቶ እነሆ። _______________________________________________   ‘ካብ ዓዲ–ግራት ኣትሒዙ ዝጀመረኒ ጎቦ ምድያብ’ ኢልካ’ሞ ከመይ እዩ እዚ፧

Continue reading

ናብ ዝተናፈቕኪ ይርጋኣለም … ይርጋኣለም እታ መንእሰይ ዝነበረት ኣነ

ይርጋኣለም ፍስሃ*   ይርጋኣለም፤ ካብ 14-16 ጥቅምቲ 2022 ኣብ ከተማ በርሊን-ጀርመን፤  Archaeology Of  Loss ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ፈስቲቫል ስነጽሑፍ፥ ተዓዲማን ተሳቲፋን ነይራ። ትጽቢት ናይቲ ዝተኻየደ  ስነጽሑፋዊ ፈስቲቫል፡ ጸሓፍቲ፥ ኣብ ሕሉፎም ከም ውሁብ ዝወስድዎ ዝነበሩ፥ ኣብ ህሉው ህይወቶም ግን ዝበዀረ፡ ዝተኸስረ፡ ፈጺሙ’ውን ዝተቐብጸ ዝተፈላለየ ግኡዝ ኰነ ስምዒት ኣድሂቦም ክጽሕፉ ምትብባዕ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ እዛ ናይ ሎሚ

Continue reading