Friends, have you ever played With the head of the coin in your palm Either you lose or you get away with it Lo, I did play one today Two things, just two only Saw him blindfold me After knocking me down, I was overjoyed, thanks to PRA Behold to the saga
Tedros Abraham* My memory of that day is as vivid as reality itself. Fear had never infected me, nor did I have even the slightest suspicion that the day would conclude the way it did. Here is how it happened: Tsegay Chichi walked in, dressed in his iconic black leather jacket, the waist pocket flaps
መናእስተይ ናይ ብርዒ መቑርሰይ እንካ ሰላም ካብ’ዚ ጸላም። ካብ ዘይትኣስረ መንፈስ፡ ዝተኾርመየ ብርኪ ካብ ዝጠልቀዐ ከብዲ ፡ ዘይደረቐ ልቢ ካብ ዝጎለበ ሕቖ፡ ዘይቀነነ ብርዒ ካብዚ .. ፍረ ሓሳባት ኣብ ዝዕጸደሉ ቀውዒ፡ ብርኩት ምህርቱ ዝተሰርቆ ጸሓፊ.. ዝቓደረ ልብታት ብዝበለሐ ብርዒ ፡ብጸግኢ ብኣይሚ ስምዒታት ዝዘርአ ህርኩት ገጣሚ እንካ ሰላምታ፡ ሰላምታይ ዘይተጨዋዪ፡ ሰላምታይ ዘይተቐያዲ፡ ዘይተሰራቒ ።
ይርጋኣለም ፍስሃ* “ነቶም ኣብ ኤርትራ ካብ 2001 ኣትሒዞም ኣብ ትሕቲ ኣስካሕካሒ ህይወት ቤት ማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዘለዉ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝዝክር፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ንስለ መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ደው ምባሎምን፡ ንስለ ዝኣምንሉ መትከል ሕጂ’ውን ዝኸፍልዎ ዘለዉ ዋጋን ደጊምካ-ደጋጊምካ ክብሪ ንምሃብ ዝዓለመ ወፍሪ ምጽሓፍ ደብዳበታት፡ ግጥሚታት፡ ዓንቀጻት ወዘተ ከነካይድ ኢና” ዝብል ትሕዝቶ ቀዳማይ ሕጥበ-ጽሑፉ ገይሩ፣ ንኣበርክቶ ኵሎም ኣባላት
Is it a choice? One window for the twelve imprisoned we peep in, and we see a poet, and three writers, and two playwrights an actor, a songwriter, a comedian a lawyer, an art critic, a translator a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist a Journalist
Publisher Kassahun Checole, the founder of the world-known Africa World Press and the Red Sea Press, has been named the winner of PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award 2023. This year’s Awards Committee comprised Habtom Weldeyowhaness, Yirgalem Fisseha and Yonatan Tsighe (Dr), received a long list of contestants, and after an in-depth examination of
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን (Africa World Press)፡ ረድ-ሲ ፕረስን (The Red Sea Press) ካሳሁን ቸኮል፥ ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ብኣሽሓት ኣርእስቲታት ዝጽውዑ መጻሕፍቲ ብምሕታምን ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቅዳሓት ብምዝርጋሕን፡ ስነጽሑፍ ኣብ ምድንፋዕ ብዝተጻወቶ ዕዙዝ ተራ፤ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ደሞክራሳዊ ስርዓት ንምትካል ብዝገበሮን ይቕጽሎ’ውን ዘሎ ዘይተባተኸ ቃልሲ ተዓዋቲ ሽልማት ናጽነት ምግላጽ
ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር፡ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት፡ ኣብ ከተማ ሙኒክ (ጀርመን) ዝዕደል ሽልማት ኰይኑ፡ ንዝኽሪ፡ ነቲ 1939 ዘይተርፍ መሲሉ ዘንጸላሉ ዝነበረ ካልኣይ ኲናት ዓለም “ንምክልኻሉ” ንኣዶልፍ ሂትለር ክቕንጽል ዝፈተነ ዮሃን ጆርጅ ኤልዘር ዝስሙ ጀርመናዊ ዝዕደል ሽልማት’ዩ። ስነ-ስርዓት እቲ ሽልማት፡ ኣብቲ ኣዶሉፍ ሂትለር ዓመታዊ መደረ ዘስምዓሉ ዝነበረ’ሞ፡ ንምቕንጻሉ ፈተነ ዝተገብረሉ ዕለትን
ክላ! ጥውይ-ጥውይ-ኣይትበል_ ቍልዕጽዕጽታ ይትረፍካ፤ ጽሞና! ዝነበረን-ዘሎን’ምበር፡ ኣብ መንጎና ሓድሽ-ነገር ኣምበይ ኰይኑ፤ እዚ ናይ ክልተና … ሎም’ስ ኣፍ-ደገ ብርሕዉ፤ እሕሕ-ምባል ከኣ ተራእዩካ፧ ኢዶእ! ማዕጾ ብርግጡ፡መስኰት፡ ብልኵቱ’ስ፤ በየናዮም’ዩ ጸጊሙካ፧ እቶ፥ ግባእ’ንዶ ግዳ ኣብ ሕጂ በጺሕካ፤ ወግዓዊነት’ውን ደሊኻሉ፧ ወረ ንስኻ! ንበር። ኣርሕብ’ሞ፤ ኣጣጥሕ ኣስተርሒኻ። እንታይ ዝኸውን’ዩ፧ ኣይትሰከፍ እንዲ’የ ዝብለካ! ‘ታይ ግዲኻ!! ግንብው’ስ-ዘይትብል፡ ሓደ ኣባሉ። ምልጋስካ መዓስ

