ተዓዋቲት ፍሉይ ሽልማት ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት 1999 ኣበሳ ኵናት ሓደ ነገር ጓዚሙ ሓደ ነገር ተዳህዩ ንህድኣት በሲዑ ሓደ ነገር ኣቃሊሑ። ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝተሓላለፉላ ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝራኸቡላ ኣብታ ክልተ ኣሕዋት ዝዋሰቡላ ኣብ ቅርዓት ሂወትን ሞትን ኣብ ወሽመጥ ጥፍኣትን ልምዓትን ኣብ ስንጭሮ ሻቕሎትን ሰላምን ….ተቐርቒሩ ሓደ ነገር ተዳህዩ። ሽዑ ሓንቲ ፍረ ዘርኢ…. ጭዓን ሰራውን
ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል* ንኽእሰሩ (ወይ ብእሩም ኣዘራርባ ኣብ ቤት ንኽሕየሩ ዝገበሮም) ጠንቂ እንታይ ነበረ? ዝምድና መንግስቲ ኤርትራን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያንን’ከ ኣብቲ ጉዳይ ከመይ ከመይ ጌርካ’ዩ ክግለጽ ዝከኣል? ናይ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ስልጣን ምውራድ፣ ፖሊቲካዊ ጥራይ ድዩ ወይስ ሃይማኖታዊ ዛዕባ’ውን ኣለዎ? ንምዃኑ ኣቡነ እንጦንዮስ ከም ሰብ ብኸመይ ይዝከሩ? ዝብሉ ሓሳባት ሒዝና ኢና ሰለይ ክንብል። ንፈላሲ
የዕብዮ ገብረመድህን* መተዓብይተይ መሳርሕተይ ነበርን ማቴዎስ ሃብተኣብ ገብረጊዮርጊስ፡ በታ ካብ ብንእሽቶኡ ዘዕበየቶ “ማቹ” እትብል ሳጓ’ዩ ዝፍለጥ። ኣብ መንጎ ቀረባ ኣዕሩኽቱን ፈለጥቱን’ውን ክሳብ ሎሚ በታ ሳጓ’ቲኣ’ዩ ዝለዓል። ቦኽሪ ንወለዱ ማቴዎስ ኣብታ መበቈል ዓዱ’ውን ዝዀነት ጎዳይፍ’ዩ ብ1974 ተወሊዱ። መባእታ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ጎዳይፍ፣ ማእከላይ ኣብ ቤት ትምህርቲ ባና፣ ካልኣይ ደረጃ ድማ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሓላይ ድሕሪ ምምሃሩ ድማ ኣብ
ቴድሮስ ኣብርሃም* ተደጐል ብማሕሙድ ኢብራሂም ተደሪሳ ብ2014 ንሕትመት ዝበቐዐት ልብ-ወለዳዊት ታሪኽ ኰይና፡ ኣብ ዳሕረዋይ ገበር እዛ መጽሓፍ ኣለምሰገድ ተስፋይ ንብቕዓት ደራሲ ብኸም’ዚ ዝስዕብ ገሊጹዎ ይርከብ፤ “ሳሕቲ ዝቕልቀሉ፡ ንኻልኣይ ቋንቋኦም ዓይነታዊ ኣበርክቶ ዘወፍዩ ደረስቲ ኣለዉ። ፖላንዳዊ ጆሴፍ ኮንራድ ኣብ 20 ዓመቱ ንዝተላለዮ ቋንቋ እንግሊዝ ብስጕምትታት ንቕድሚት ወንጭፍዎ’ዩ። ማሕሙድ ኢብራሂም ድማ፡ ኣብ 15 ዓመቱ ንዝተማህሮ ቋንቋ ትግርኛ፡
Daniel R. Mekonnen Often times, media is described as the fourth pillar of government, the other three being the legislative, the executive and the judicial pillars. Media plays a crucial role in restraining government authority and ensuring the ideals of “checks and balances,” by shaping public opinion and by blowing the whistle when government power
ደሳለ በረኸት* ኣብዛ ንእሽቶ ነርወጃዊት ከተማ ‘Bø’ (ቧ) ካብ ዝቕመጥ ክልተ ዓመት ኣሕሊፈ ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ኣብ መጸበዪ ባቡር ዘጓነፈኒ ፍጻመ’ዩ። ባቡር ክሳብ ትመጽእ መጽሓፍ ከንብብ ስለ ዝደለኹ፡ ናብታ ብዙሕ ካልእ ቀንጠ-መንጢ’ውን ሒዛ ዝነበረት ዝተጠርነቐት ቦርሳይ ኢደይ ሰደድኩ። ነታ መጽሓፍ ክግንጽላ ክብል ግን፡ ሓንቲ ኣብ መንጐ እቲ ፊልዮታት ተቐርቂራ ዝጸንሐት ስእሊ ናብ ባይታ ጥብ
A Statement from the President, Prof. Ghirmai Negash In times of abysmally worsening political and human conditions in Eritrea, it was imperative that concerned advocates of human rights initiated PEN Eritrea. Pen Eritrea is an autonomous, non-partisan organization, and strives to give voice to the plight of all jailed journalists, writers and artists in the
ኣብርሃም ተስፋልኡል* ሃብቱ ነዳቓይ ትርኢቱ ብጸሓይ በሲሉ ዓይኑ ብድኻም ሰሊሉ ብስዋ ግን ተሸምጊሉ ሃብቱ … እናተመልሰ ቤቱ ወርሒ ወጽያ… ቅርኒብ ዓይኒ ተዃሒላ ዓውዲ ቀውዒ ተመሲላ ርእያቶ ርእዩዋ ስሒቑ ስሒቓ ብኡ-ብኡ ተብተብ ኢሉ ናብታ … ናብ … ናብ ጸማልያ መብራህቲ ሽሮ’ታ ድስክልቲ ሰበነ ቍንንቲ ብትንፋስ ትመውቕ ኣብታ ጸባብ ክፍሊ ሉቺ ተጸብያቶም ከም ወትሩ ብዓቕሊ ምንኻስ ኣምሲሉ
“ናይ ደረስቲ ናጽነት” ብዕለት 27 ሕዳር 1992 ኣብ ከበብ ሰራሕተኛታት ኣስመራ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ ብግርማይ ነጋሽ ግርማይ ነጋሽ ንናይ ደረስቲ ናጽነት ኣመልኪቱ ኣስተምህሮ ሂቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣብ ክበብ ሰራሕተኛታት ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ግርማይ ነጋሽ፡ እታ ሓደስ ሃገር ንመሰል ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ዝለዓለ ጠመተ ክትህቦ ኣስሚሩሉ ነይሩ። ኣብ ኣፍሪቃን ካልኦት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራትን ዝርአ ጭቆና ናጻፕረሰን ሓሳብካ ምግላጽን ድሕሪ ምዝርዛር ድማ ነቲ ኣብ ኤርትራ ገና ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናጽነት ንዝተገንዘቦ ርድኢት ብኸምዚ ገሊጹዎ ነይሩ፤ “ብሕልፊ እኳ ደረስቲ ‘መንግስትና ከይነቐይሞ’፡ ወይ’ውን

