ግንቦት 10: 2020 ኣደይ ጽንዓት ግዒታትለይ ግዓት… ብጽንዓት! ኣይውሓዳን ማይ ኣይውሓዳን ወራድ ማይ ከምዚ ኸማይ ግዳስ… ኣብ ግዜ ምዓት ክነፍዓላ ከምቶም ንፉዓት ክብርትዓላ ከምቶም ብርቱዓት ክበቕዓላ ከምቶም ብቑዓት… ደቃ ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ዕንክሊል (2002)
Year: 2020
April 29, 2020 For the dream I am for the fear I have become for the soul that splinters my love for the lost and found broken for the bearers of silent news for the holy pebbles I’ve swallowed for things possible in death for voices made of distant laughter This is a silent
With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-19 pandemic and a country with one of the weakest health systems, Eritrea is currently exposed to unprecedented humanitarian and political crisis. We, the undersigned 95 Eritrean Scholars and Professionals,
ኣብ ከብድና ዘይወዓሉ ኣጋይሽ በጻሕቲ ንዓና ዘይመስሉ ነዚ ሓለትና ሓለት ተኸዋሊ ጨጓር ንውሽጢ ልሙድ ንላዕሊ ቀቢኦም . . . ቅብኣ በረከት ዓጊብናሉ ኸኣ ስእላዊ ዕግበት። ቀንጠ-መንጢ ኢደ እግሪ እናመንጠለ መናድቕ ገዛ ድኽነትና ኩባዕ እናዘለለ ስታስቲክስና ሰማይ ምስተሰቕለ ደጊሙ ነብስና ዓጊቡ ማና ጸብጻብ ኣሃዝ ተመጊቡ። ሕጂ ግዜ ምስ ዛረየ ግብሪ እንተጸወየ “ኣንቆልቊሉ. . . ተዋሒጡ ተሃስዩ
Timnet Gedar* Mohamed Kheir Omer. The Dynamics of an Unfinished African Dream, Eritrea: Ancient History to 1968. Lulu Publishing, 2020. 256 pp. The title of Mohamed Kheir Omer’s book, The Dynamics of an Unfinished African Dream, orients the reader to the activist ethos of his work. Though it is primarily a work of historical analysis,
ኣብርሃም ተስፋልኡል* 2 መጋቢት 2020 ኣስተማቓሪ እምበር ገጣሚ ዘይምዃነይ፡ ንኸምዚ ዝብል ውልቃዊ ትንታነ ክህብ የኽእለኒን ብመጠኑ ካብ ጸግዕነት የድሕነኒን ኢለ እኣምን። ኣብ ፈለማ ወርሒ ለካቲት 2019፡ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ናብ ኣንበብቲ ዝበጽሐት ህያው ደብሪ፡ ትግርኛዊ ቕንየት ብተስፋማርያም ወልደማርያም ኣብ መኣዝን ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ዓባይ ነጥበ-መቐይሮ’ያ። ድሒረን ብመገዲ ኣሕታሚ እምኵሉ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2019
እታ ወርሒ’ኳ ብጸሊም ደበና ኣካላን ብርሃናን እንተ ተሸፊና ተኸዊላ’ምበር ሞይታ ንብላ ዲና፧ ድብዝዝ እንተ በለት ከም ዝተታኸሰት ብርሃና ከይሕባእ እናተቓለሰት ወትሩ “ኣለኹ” እንድያ ትብል ተስፋ ፈታዊኣ ምእንቲ ኸይቅምስል። ከምኡ ድማ… እዚ ዒግታ ትኪ፡ ምስ እልቢ ንፋሱ ኣዒንተይ ኣንቢዑ ትንፋሰይ ዓቢሱ ሞተይ ከርእየኒ እንድዩ ተበጊሱ ኣጭኒቑ ኣጭኒቑ ነይተርፍ ምንፋሱ። ኵልፍ ከብለኒ ዕድመይ ከሕጽረለይ
ብኣኸድር ኣሕመዲን* 23 ለካቲት 2020 ካልእ ስለ ዘየሎ፤ ሓጸርቲ ዛንታታት ብኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ፤ ኣሕታሚ እምኵሉ – ሽወደን (2020)፤ 188 ገጻት $20 እዞም ኣብዚ መጽሓፍ’ዚ ተሓቚፎም ዝርከቡ 16 ሓጸርቲ ዛንታታት ኣብ ናብራ ወይ ህይወት፡ ስደት፡ ኲናት፡
