The Edelstam Foundation announced in a press release today that The Edelstam Prize 2024 has been awarded to Mr Dawit Isaak, an Eritrean-Swedish journalist in recognition of his exceptional courage and dedication to human rights and freedom of expression. Isaak, who co-founded Setit, Eritrea’s first independent newspaper, was arrested in September 2001 during the
Author: staff
ዓርቢ 11 ጥቅምቲ ዝጀመረ ዓመታዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመትን፡ ዓመታዊ ኣኼባን ፐን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ-ኖርወይ ኣብ ምቅናዕ ይርከብ። ዓርቢ ብወግዓዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመት ምስረታኡን፡ ምዕዳል ሽልማት ዕዉት መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ዝጀምረ ኣጋጣሚ፣ ንኹሉ ህዝቢ ክፉት ብምንባሩ ብርክት ዝበሉ ኣብ ስነጽሑፍን፡ ኣብ መሰል ምግልላጽ ናጽነት ሓሳባትን ዝግደሱ ደገፍቲ ፐን ኤርትራን ተረኺቦም። ዕዉት ሽልማት ፐን ኤርትራ
PEN Eritrea in exile celebrated the 10th anniversary of its foundation at an event held in Oslo, Norway, on Friday evening 11th of October 2024. Attended by members and guests, the evening was celebrated with keynote speakers, poetry recital, remarks by this year’s PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award winner and concluded with musical
እየሩሳሌም ሃይለ (እዚ ጽሑፍ ኣብ መወዳእታ መስከረም 2023፡ ብመሰረት ዕድመ ፐን ኤርትራ ብ እዮርሳሌም ሃይለ ዝተበርከተ ዀይኑ፥ ብምኽንያት ተዓቚሩ ጸኒሑ፡ እነሆ ሎሚ ማእከል-ሓሳብ እቲ ጽሑፍ ኣብ ዝዀነት ታሪኻዊት ዕለት ንንባብ ይቐርብ።) ———– ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣቢሉ ይኸውን፡ ብምኽንያት ዝኽሪ 18 መስከረም ምዕጻው ነጻ ፕረስን፡ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዘለኒ ዝኽሪ ብጽሑፍ ከካፍል ዕድመ
Exiled writer and literary translator Daniel Semere Tesfai has won the PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2024. Daniel has been selected as a winner for his outstanding contributions to Tigrinya Literature, for the magnum opus, ‘Halaw Eta Werqawit Ghereb’ and other insightful books including ‘Debdabetat Seitan’, ‘ Eti Enchquilit Leul’, ‘Inanna’ and ‘Qireqhre’, where
በረኸት ዕቝባጽዮን ካልኣይ/መወዳእታ ክፋል መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ
በረኸት ዕቝባጽዮን ቀዳማይ ክፋል መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ
Aman Tekeste Weldeslasie* Book Analysis: Part One Released in mid-2023, ‘An African Revolution Reclaimed: Memoir of Eritrean Freedom Fighter Mesfin Hagos’ is a compelling historical account co-authored by Mesfin Hagos and Professor Awet Tewelde. Spanning approximately 450 pages across ten chapters and a conclusion, which includes the preface and introduction, the book chronicles the life
ደሳለ በረኸት* “ሽሕ ይሙቱ – መሕደሪ-ሽሕ ኣይሙት!” ቀዳሞት ዝመሰልዎ እዩ። ኣብቲ ሽሕ ከም እልፊ ዝቚጸረሉ ዝነበረ መዋእል፡ “መሕደሪ – ሽሕ” ማለት ጽላልን መዕቈብን ኣእላፍ እዩ ነይሩ። ኣብዚ፡ ንሓንቲ መልጐም ናይ ቃዕታ ጠዊቕካ፥ ንምልዮናት እተዕጥቐሉን ንምልዮናት ተስፋ እተስንቐሉን፥ ንምልዮናት ከኣ – ናይ መበሃሃሊ ባይታን መድረኽን እተዋድደሉን ዘመን እውን፡ ተራ “መሕደሪ – ሽሕ” ዓዚዙ እምበር ኣይነከየን። እኳ
