Author: staff

ዝተረስዐ ዝዝከር ጋዜጠኛ

  ኮኾብ ተስፋልደት* ብዛዕባ እቲ ንፈልጦ ግን ከኣ ዘይንፈልጦ ጋዘጤኛ ዳዊት ኢሳቕ። ስሙ እቲ ንኽንደይ ዓመታት ክዝከር ንሰምምዖ ጋዜጠኛ። ምሳና ከም ዝዓበየ፡ ዝተማህረ ከም ሓደ ብቐረባ ንፈልጦ ከም ዝኾነ ዝስመዓና ስም—ዳዊት ኢሳቕ። ምስሉ ግን እቲ ኣብ ሓደ ዕድመ ደው ዝበለ፡ ኣፍሮ ዓይነት፡ ጽልም ኢሉ መንእሰይ ከሎ ዝገደፈልና ጥራሕ እዩ። ሕጂ እንታይ ይመስል፧ ከመይ ይዛረብ፧ ከመይ

Continue reading

ንብዓት ቃኤል

  ደንደን ሰለሙን* ሰዓት ኣጋንንቲ ኣኺሉ ኣሎ። ኣብ’ዛ ብነዋሕቲ ኣጕናድ መሰረት ገይራ ብሳዕሪ ዝተሃደመት ናይ ሓለዋ ገዛ፡ ተረኛ ኰይነ ንውልቀይ ዋርድያ ካብ ዝወጽእ ሓደ ሰዓት ኣቝጺረ ኣለኹ። ዘለኹዎ ቦታ ብወተሃደራዊ ስሙ ‘ድፋዕ’ ዝጽዋዕ ዶብ ናይ ኤርትራ እዩ። ብቕድመይ ናይ ሓሙሽተ ኪሎ-ሜተር ርሕቐት ናይ ኢትዮጵያ ድፋዕ ኣሎ። ክልቴና፡ ኣብ ዕረፍቲ ዘይብሉ ዋርድያ ወጺእና ተመዓዲና ካብ ንፋጠጥ

Continue reading

Dawit Isaak: forcibly disappeared journalist has been awarded The Edelstam Prize 2024

  The Edelstam Foundation announced in a press release today that The Edelstam Prize 2024 has been awarded to Mr Dawit Isaak, an Eritrean-Swedish journalist in recognition of his exceptional courage and dedication to human rights and freedom of expression. Isaak, who co-founded Setit, Eritrea’s first independent newspaper, was arrested in September 2001 during the

Continue reading

ጽምብል 10ይ ዓመትን ዓመታዊ ኣኼባን ፐን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ ይካየድ

ዓርቢ 11 ጥቅምቲ ዝጀመረ ዓመታዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመትን፡ ዓመታዊ ኣኼባን ፐን ኤርትራ ኣብ ኦስሎ-ኖርወይ ኣብ ምቅናዕ ይርከብ።  ዓርቢ ብወግዓዊ ጽምብል ዓስራይ ዓመት ምስረታኡን፡ ምዕዳል ሽልማት ዕዉት መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ዝጀምረ ኣጋጣሚ፣ ንኹሉ ህዝቢ ክፉት ብምንባሩ ብርክት ዝበሉ ኣብ ስነጽሑፍን፡ ኣብ መሰል ምግልላጽ ናጽነት ሓሳባትን ዝግደሱ ደገፍቲ ፐን ኤርትራን ተረኺቦም። ዕዉት ሽልማት ፐን ኤርትራ

Continue reading

PEN Eritrea celebrates its 10th anniversary

  PEN Eritrea in exile celebrated the 10th anniversary of its foundation at an event held in Oslo, Norway, on Friday evening 11th of October 2024. Attended by members and guests, the evening was celebrated with keynote speakers, poetry recital, remarks by this year’s PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award winner and concluded with musical

Continue reading

ኣብ ልብን ዝኽሪን ዝሕተማ ጋዜጣታት

እየሩሳሌም ሃይለ (እዚ ጽሑፍ ኣብ መወዳእታ መስከረም 2023፡ ብመሰረት ዕድመ ፐን ኤርትራ ብ እዮርሳሌም ሃይለ ዝተበርከተ ዀይኑ፥ ብምኽንያት ተዓቚሩ ጸኒሑ፡ እነሆ ሎሚ ማእከል-ሓሳብ እቲ ጽሑፍ ኣብ ዝዀነት ታሪኻዊት ዕለት ንንባብ ይቐርብ።) ———– ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣቢሉ ይኸውን፡ ብምኽንያት ዝኽሪ 18 መስከረም ምዕጻው ነጻ ፕረስን፡ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዘለኒ ዝኽሪ ብጽሑፍ ከካፍል ዕድመ

Continue reading

Daniel Semere Tesfai has won PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2024

Exiled writer and literary translator Daniel Semere Tesfai has won the PEN Eritrea Freedom of Expression Award 2024. Daniel has been selected as a winner for his outstanding contributions to Tigrinya Literature, for the magnum opus, ‘Halaw Eta Werqawit Ghereb’ and other insightful books including ‘Debdabetat Seitan’, ‘ Eti Enchquilit Leul’, ‘Inanna’ and ‘Qireqhre’, where

Continue reading

በየነ፡ እቲ ዘይተበርበረ ቈፎ ንህቢ

በረኸት ዕቝባጽዮን ካልኣይ/መወዳእታ ክፋል መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ

Continue reading

በየነ፡ እቲ ዘይተበርበረ ቆፎ ንህቢ

በረኸት ዕቝባጽዮን ቀዳማይ ክፋል  መቕድም ብዙሕ ጽሒፎም ክፋሎ ዝተባህለሎም ኣሎዉ። ክፋሎ ዝኣክል ጽሒፎም ገበታ ዝተዘርበሎም’ውን እንተዘይበዚሖም ኣይውሕዱን። እቶም ብዙሕ ዝጸሓፉ ይኹኑ ውሑድ ዝጸሓፉ እንብሎም፡ ብዝሒ ይኹን ዋሕዲ ጽሑፋቶም ብብዝሒ ገጻት ደኣ እምበር፣ ብርዝነቱ፡ ብዕምቈቱ፡ ብዘለዓለማውነቱ፡ ኣድማስነቱ፡ ብፈጠራውነቱ፡ ሃብቱ ኣይዓቀንናዮምን። እቶም ነዚ ዘማልኡ ውሑዳት ጸሓፍቲ ግና፡ ይትረፍ ክዝመረሎም ስሞምን ዕዮኦምን ዝፈልጦምውን ውሑድ’ዩ። ክብ-ታ ጽሑፋቶም፡ ንደረጃ ብልሂ

Continue reading