By Staff July 2, 2020 PEN Eritrea has conducted its third congress via Zoom Saturday, 27th 2020. Chair of the congress preparatory committee, Dr. Daniel R. Mekonnen welcomed participants and explained why the center planned to pursue the congress online instead of the scheduled meeting in Antwerp, Belgium on the first week of July 2020.
Author: Staff
ኣብርሃም ተስፋልኡል* ሰነ 20-2020 ምንቍልቋልን ምሽሕካርን ቋንቋ፡ ኣብ ርእሲ ካልኦት ዝውቱራት መዐቀኒታት ከም እኒ ቍጠባ፡ ምስፋን ሕጊ-ኣልቦነት፡ ብኽነት ወዘተ. መስፈሪ ውድቀት ሓደ ስርዓት’ውን ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ኤርትራ፡ ገለ ውሱናት ዓመታት ከም መርኣያ ብምውሳድ፡ መራኸቢ ብዙሓን፡ ቃለመጠይቓት፡ መደረታት፡ ኣኼባታት. . . ካብኡ ሓሊፉ’ውን ናይ ተለፎን ጻውዒታት፡ ናይ ኣብያተ ጽሕፈታት ኰነ ኣገልግሎታት ትካላት ዝርርባት ብምስትብሃል ደረጃ
ሰነ-19-2020 1 እንድዒ ግዜኡ መዓስ ተተኺሉ ከምዝበቈለ ብመን ከምተተኽለ ዕረ ግን ምቁር ምቁር ግን ዳንዴር ሓዲርዎ ሓዲሩ ወኒንዎ ፍቕሪ ሃገር ብቕድሚኡ ናወጠጠ ብድሕሪኡ ናሻሞጠ “ሃጽ በል ሃጽ በል” በሎ “ኣይትውዓል ኣይትሕደር” 2 ብዘይስንቂ ጭራም ቊራስ ንሳ ጥራይ ሒዙ ‘ታ’ብልቡ ዘላ ትንፋስ ንቤቱ ምስ ሰራዊቱ ንድሕሪት ጨብ ኣቢሉ ኲዕዩ ዋላ ንነብሱ ንባዕሉ ንዮ ራሕቒ ጠንጢኑ ምሉእ
(ግንቦት 29 2020) ንእስነት ክንዕክት፡ ኮንዶም ገባብሩ! እርጋን ከነዳምቕ፡ ማስክ ጐላልቡ! እዚ ናትና ትውልዲስ፡ ሓጢያት መን’ዩ ጸይሩ? ሃይለ ቢዘን
ሃይለ ቢዘን* ግንቦት 11፡ 2020 እዚ ጽሑፍ ወግዒ እዩ። ወግዒ ብቛንቋ ስነ-ጽሑፍ፣ ንሓደ እትርእዮ ክዉን ነገር ወይ ፍጻመ ብዝተቐጀለካ ምግላጽ’ዩ። እዚ ጽሑፍ፡ ንቕብኣ ዝተዓመጸት ኤርትራ፡ ብህርመት ብራሽ፣ ብቓና ውህደትን ነጽጊ ሕብሪን፣ ብድምቀትን ህሰትን ብርሃን ወዘተረፈን ስነ-ቅብኣዊ ህየሳ ንምሃብ ኣይኰነን። ወግዒ እዩ። ሓደ ንርግእቱ ብኽምስታ ዘሰነየ፡ ናብቲ 140×200 cm ዝዓቐኑ ጻዕዳ ሽዕር ዘፍጠጠ ቀብኣይ፡ ኤርሚያስ ዕቝበ’ዩ
ግንቦት 10: 2020 ኣደይ ጽንዓት ግዒታትለይ ግዓት… ብጽንዓት! ኣይውሓዳን ማይ ኣይውሓዳን ወራድ ማይ ከምዚ ኸማይ ግዳስ… ኣብ ግዜ ምዓት ክነፍዓላ ከምቶም ንፉዓት ክብርትዓላ ከምቶም ብርቱዓት ክበቕዓላ ከምቶም ብቑዓት… ደቃ ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ዕንክሊል (2002)
April 29, 2020 For the dream I am for the fear I have become for the soul that splinters my love for the lost and found broken for the bearers of silent news for the holy pebbles I’ve swallowed for things possible in death for voices made of distant laughter This is a silent
With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-19 pandemic and a country with one of the weakest health systems, Eritrea is currently exposed to unprecedented humanitarian and political crisis. We, the undersigned 95 Eritrean Scholars and Professionals,
ኣብ ከብድና ዘይወዓሉ ኣጋይሽ በጻሕቲ ንዓና ዘይመስሉ ነዚ ሓለትና ሓለት ተኸዋሊ ጨጓር ንውሽጢ ልሙድ ንላዕሊ ቀቢኦም . . . ቅብኣ በረከት ዓጊብናሉ ኸኣ ስእላዊ ዕግበት። ቀንጠ-መንጢ ኢደ እግሪ እናመንጠለ መናድቕ ገዛ ድኽነትና ኩባዕ እናዘለለ ስታስቲክስና ሰማይ ምስተሰቕለ ደጊሙ ነብስና ዓጊቡ ማና ጸብጻብ ኣሃዝ ተመጊቡ። ሕጂ ግዜ ምስ ዛረየ ግብሪ እንተጸወየ “ኣንቆልቊሉ. . . ተዋሒጡ ተሃስዩ
