Author: Staff

ዕላል ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፤ ንመጽሓፍ እኩብ ግጥምታት እንቶሽን ካልእን

ፍቕረይ የማን* ኣብ መጋቢት 2019 ብኣሕታሚ እምኵሉ ተሓቲማ ንዕዳጋ ዝተዘርግሐት መጽሓፍ እኵብ ግጥምታት እንቶሽ ብቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ደራሲ ኣብ መንጎ 1998ን ብቐንዱ ከኣ ድሕሪ ኣብ 2009 ንስደት ድሕሪ ምምራሑ ዝጸሓፎም 102 ግምጥታት ዝሓዘት’ያ። ግጥምታት እዛ መጽሓፍ፡ ነቲ ዝገልጽዎን ዝግለጽሉን ባህሊ በርቢሮም፣ እቲ ባህሊ መንነቱ ዝገልጸሎም ኣበሃህላታት፡ ምሳሌታትን ላዛታቶምን ኣለልዮም፡ ዳግማይ ከሺኖም ናብቲ ዝገልጽዎ ባህሊ፡ ስምዒትን

Continue reading

እቶም ጸሓፍቲስ ተደልዮም… ናይ ኣቶ ኣርኣያ ኣርባዕተ ዓመታት ማይ-ስርዋ’ኸ?

ይርጋኣለም ፍስሃ*  ቀዳመይቲ ንግሆ “ንመተኣስርተይ ከመይ ሓደርኩም ክብል” ኣቶ ኣርኣያ ደፎጭ ኣብ ሚ/ት/ክ/ት/ን/ሚድያ (ሬድዮ ባና) ተሓዚ ንብረት ዝነበሩ ቀይሕ ቆማት ኣቦ’ዮም። ገርሂን ሕያዋይን ድማ! ምዱብ ስራሖም፡ ንሰራሕተኛታት ዘድሊ መሳርሒታት ቤት ጽሕፈት፡ ብሓለፍቲ ተፈቒዱ ምስ ተፈረመ፡ ኣብታ እንተላይ መኽዘን ዝዀነት ቤት ጽሕፈቶም ኰይኖም ቢሮ፡ መሕተምን መጽሓፍን ወረቓቕቲ፡ tab record… ዝኣመሰሉ ንገራት ንሰራሕተኛታት ምዕዳል’ዩ። ብተወሳኺ ኣብቲ ኣብ

Continue reading

“An artist has the responsibility to take stand,” Gianluca Costantini

From the last week of June until mid-July, PEN Eritrea has been collaborating with artist and activist Gianluca Costantini to highlight the cases of forgotten Eritrean journalists. In his Human Rights in Eritrea series, the artist has produced 15 illustrations of the jailed journalists. A faculty of Bologna School of Fine Arts and this year’s

Continue reading

በየነ ሃይለ ኣብ ዝኽሪ ሻውዓይ ዓመቱ፤ “ንሕና’ውን ኣይጸገብናካን በያን”

 ኢሳያስ በየነ* እዚ ጽሑፍ ብምኽንያት ዝኽሪ በየነ ሃይለ እተዳለወ እዩ። በየነ ሃይለ ካብ ዝዓርፍ እንሆ ሎሚ ዕለት 29 ሰነ ሻውዓይ ዓመቱ ይገብር ኣሎ። ድሕሪ’ዚ ኵሉ ዓመታት፡ ተመሊሰ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ዘዕልለንን (ዘዕልለናን) ዝነበረ ዕላላት’ሞ ዝምዝግቦም ዝነበርኩ ተመሊሰ ክርእዮም ፈቲነ። እቲ ዕላላት ጥራይ ዘይኰነ እቲ ሃዋህው’ውን እዩ ጎፍ ኢሉኒ። በየነ በቲ ህዱእን ትሑትን ዝበለ ድምጹ፡ ዘይርብሽ

Continue reading

ምትርጓም ኪበዝሕ ከሎ

እዮብ ብእምነት* ኣብዚ ቀረባ ግዜ፡ ሓደ ትጉህን ህንጡይን ሓድሽ ጸሓፊ፡ ነቲ ብእንግሊዝኛ ዝቐሰሞ ትምህርቲ፡ ናብቶም ምልከት ቋንቋ እንግሊዝ ዘለዎም ከስግር ስለዝደለየ እዩ ዚመስል፡ ትርጕም ሓያሎ ናይ እንግሊዝኛ ቃላት ናብ ትግርኛ  ኪሓትት ጀሚሩ። ምኽሪ እተሓተቱ ድማ በብዚመስሎም ነቶም ኣብ ትግርኛ ቃል የብሎምን ዝበልዎም ናይ እንግሊዝኛ ቃላት ናብ ኣምሳያኦም ትግርኛ ይቕይር’ዩ ዝበልዎም እተሓናገሩን እተሓናዀሉን ቃላት ለገሱሉ። ሽዑ፡

Continue reading

The Colonial Museum is Reopening in Italy and We Have Questions

Timnet T. Gedar* Recently, the conversation on museums has been revolving around “restitution,” “compensation,” and “decolonization.” Even while most have failed to repatriate objects, many former colonial powers are beginning to acknowledge the damage they have inflicted on others. In the United States, there is a new National Museum for African American History and Culture

Continue reading

Eritrean Poet and Journalist Amanuel Asrat Receives Oxfam Novib/ PEN Awards for Freedom of Expression

By Staff Eritrean award-winning poet and Zemen’s former editor-in-chief, Amanuel Asrat has received Oxfam Novib/PEN Awards for Freedom of Expression in absentee at the opening night of Writers Unlimited Winter Nights at The Hague, on January 14, 2016. The two co-recipients of the award are Turkish journalist and filmmaker Can Dündar and Egyptian writer, Omar

Continue reading