ሃብተኣብ የማነ* ሚያዝያ 2 2021 ልዕሊ’ታ ወለዱ ዘውጽእሉ ሚልኪያስ እትበሃል ወግዓዊት ስሙ፣ ዝያዳ ብብዙሕ ሰብ ዝፍለጠሉ ስም “ማስተሬ” ገለ መቕርብ ድማ “ኣቡዬ” እቶም ሰብ ውሻጠ ድማ “ኣተሽም” ተባሂሉ ኢዩ ዝጽዋዕ። እተን ክልተ ቀዳሞት ናይ ቅብጥሮት እታ ዳሕረወይቲ ድማ በታ ኣብታ ንሱ ከም ዋና-ኣሰናዳኢ ኰይኑ ዝመርሓ ጋዜጣ ቀስተ–ደበና ኣብ ዓምዲ ፖለቲካ ዝጥቀመላ ዝነበረ ናይ ብርዒ ስሙ’የን።
Author: Staff
ኣኸደር ኣሕመዲን* መጋቢት 26 2021 ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ኣስመራ መበገሲኡ ዘይፍለጥ ‘ሚልኪያስ ሞይቱ’ ዝብል ወረ ይነፍስ ስለዝነበረ፡ እቲ ስንባደን ጓህን ሽዑ ተመቒሉለይ ይኸውን እዩ። እዚ ናይ ሕጂ ዜና ዕረፍቲ ግን ርግጽ መዋእል-ዕረፍቲ ናይታ ዘየስተርሓየት ነብሱ ብምዃኑ ክመርር። ሚልኪያስ፡ ሓደ ካብቶም ንመሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት [ኣብ ኤርትራ] ደው ዝበሉ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ናጽነቱ ብግብሪ ከረጋገጽ ዝተቓለሰ፡
መጋቢት 5–2021 ኣሎ እዋን ኣሎ ግዜ ቢልካ ቢልካ ሓሸውየ ወትሩ ቁዛም ወትሩ ወየ እዋን ኣሎ ወርሓት ኣሎ ዝወድቀካ ሓሳብሎ ኣልቦ መዓት ነይተልዕሎ መሲእካ ፈቲግካ ኩሉ ይዝረገካ ሓሲብካ ዘቚቕካ ከቶ ነይሰልጠካ ንስኻ ትነድቕ ደድሕሬኻ ይወድቕ። እንታይ ዶ ይግበር’ዩ … እናተበራረዩ … ኢድካ ተኣሲሩ ኩርንኩሪት “ህህ!” ‘ተበሉኻ ብኹርንዒት?! እንተ መኸሩልካ ለይትን ቀትርን እንተ ደርበዩልካ እምንን በትርን?! ኣይበልካ
ለካቲት 11 2021 ካብ መቕድም መጽሓፍ መሰረተ ልብወለዳዊ ስነ-ጽሑፍ ኤርትራ (2021) ብኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ ዝተወስደ እቲ ኣብ ሓሙሳታት ተወሊዱ ኣብ ሱሳታትን ሰብዓታትን ዝዓኾኸ ልብወለዳዊ ስነ-ጽሑፍ ኤርትራ ብደቀ-ተባዕትዮ ደረስቲ ዝተዓብለለ’ዩ ነይሩ። እዚ ድማ: ነታ ኣብ መንጎ 1967-1974፡ ኣብ ስነ-ጽሑፋዊ ታሪኽ ናይ’ታ ሃገር ክልተ ልብወለዳዊ ስርሓት ዘፍረየት ደራሲት ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ በዓታይ ከም ፈላሚት “ኣደ ሰነ-ጽሑፍ ኤርትራ” ከም
ለካቲት 7 2021 ኣቲ ብርዒ እስከ ስምዒ መወልዒ’ዶ ኣለኪ መወልዒ? መወልዒ ሽምዓ መድለይ ሓቂ ክንዲ መርፍእ ክንዲ ዕንቊ ጠፊኣትኒ ኣብቲ ሓሰር ሓሰር ኣፍሪቃ ገለን ብምጥምየት ገለን ብሕማም ብምዅስታር ገለን ብምሳር ብምምታር ገለም ብምእሳር ገለን ብምሕሳር ክንዲ ደቃ ምስርሳር ኣቲ ብርዒ እስከ ስምዒ መወልዒ’ዶ ኣለኪ መወልዒ? ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ምንጪ–ዕንክሊል (2002)
From Warscapes Eritrea’s direct involvement in the ongoing Ethiopian civil war has been highly contentious for many observers. Tigray People’s Liberation Front (TPLF) leaders reportedly have claimed they’re mainly fighting the Eritrean army in support of Ethiopian federal government soldiers. Eritrean leaders either have been silent or denied it. Although it took longer than it normally should have,
Response to COVID-19 and One Day Eritrea series 6 ኣኽበረት መሓሪ Dec. 1, 2020 ካብ ገዛይ ኣርሒቐ ተጓዒዘ እፈልጥ ኣይነበርኩን። ካብ ኣስመራ ናብ ከረን ዝተጓዓዝኩዋ እታ ዝነውሐት ነበረት – 91 ኪሎሜትር። ክልተ መዓልቲ ዝወሰደ ጕዕዞና ናብ ሳዋ ድማ ኣብ ህይወተይ ዝነውሐ መንገዲ ኰነ። ናብ መዕለቢና ክንበጽሕ ቀሪብና እናበልና ኣብ ከባቢ ኬሩ ውሕጅ ስለ ዝዓገተና ኢና
Response to COVID-19 and One Day Eritrea series 5 ሳባ ኪዳነ Nov. 27, 2020 25 መጋቢት 2020 ፓሪስ – ፈረንሳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዝነበረ ፈለማ ኣዋርሕ እየ ተለኺፈ። ናይ ስምዒት ህዋሳተይ ርሒቖሙኒ ኣለዉ፣ ብፍላይ ምሽታትን ምስትምቓርን። እዚ ንዅለንትናይ ጋሻ ዝዀነ ናይ ባዶሽ ስምዒት’ዚ ንማንም ዘመኒ ኣይኰነን። ሎሚ ንግሆ ጥሜት ተሰሚዑኒ ምብርባረይ ከም ዓቢ ዕድል
Response to COVID-19 and One Day Eritrea series 4 ሉላ መ. ዓሊ Nov. 25, 2020 ዐድ ራኪ ለእግል ስኒን ልታከወ ለዐለው ፈርሐቶም ዱረ ክምሰል መጽአ ተመት እሎም። አስቡሕ መርዓዊሆም እንዴ አስመደው ዐቅድ እግል ልውደው መእዙን ልታከው ዐለው። ዐድ ወለት ወዐድ ሕጻን አቃርብ ወዲብ ሐቴ አካን ሰበት ነብሮ፡ እምበል ሰብ ኖስ እስዎምቶም ዐድ ወለት ወእስዎምቶም ዐድ