عقد نادي القلم الإريتري مؤتمره الثالث عبر تطبيق (Zoom) ، يوم السبت 27 يونيو 2020. في البدء رحب رئيس اللجنة التحضيرية ، الدكتور/ دانييل. مكونين بالمشاركين، وأوضح إن إنعقاد المؤتمر عبر الإنترنت بدلاً من الاجتماع المقرر إنعقاده في أنتويرب ، بلجيكا في الأسبوع الأول من يوليو 2020 الناجم عن جائحة كوفيد 19. بناءاً عليه قررت
Category: literary events and reviews
Timnet Gedar* Mohamed Kheir Omer. The Dynamics of an Unfinished African Dream, Eritrea: Ancient History to 1968. Lulu Publishing, 2020. 256 pp. The title of Mohamed Kheir Omer’s book, The Dynamics of an Unfinished African Dream, orients the reader to the activist ethos of his work. Though it is primarily a work of historical analysis,
ኣብርሃም ተስፋልኡል* 2 መጋቢት 2020 ኣስተማቓሪ እምበር ገጣሚ ዘይምዃነይ፡ ንኸምዚ ዝብል ውልቃዊ ትንታነ ክህብ የኽእለኒን ብመጠኑ ካብ ጸግዕነት የድሕነኒን ኢለ እኣምን። ኣብ ፈለማ ወርሒ ለካቲት 2019፡ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ናብ ኣንበብቲ ዝበጽሐት ህያው ደብሪ፡ ትግርኛዊ ቕንየት ብተስፋማርያም ወልደማርያም ኣብ መኣዝን ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ዓባይ ነጥበ-መቐይሮ’ያ። ድሒረን ብመገዲ ኣሕታሚ እምኵሉ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2019
(Vienna, Nov. 9th, 2019) PEN Austria convened the third Vienna International Strategic Conference on Human Rights in Eritrea on the 7th of November. More than 25 activists and rights defenders from seven countries took part at the event. On the occasion of Dawit Isaak’s new German translation of his book Hope and other texts (Hoffnung:
(ስቶክሆልም–28 ጥቅምቲ 2019) ብኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሃገር ሽወደን ተመዝጊቡ᎓ ንኣብ ስደት ዝምዕብል ዘሎ ገስጋስ ስነ-ጽሑፍ ድርኺት ንምዃን ንጥፈታቱ ዝጅምር ዘሎ ኣሕታሚ እምኩሉ ዝተሓትማ ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ብቐዳም ዕለት 26 ጥቅምቲ ኣብ ዘምሰየ ጽንብል ናብ ኣንባብቲ ተዘርጊሐን ። ኣብቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት መግቢን መስተን ባህሊና–ስቶክሆልም–ዝተኻየደ ናይ መመረቕታ ጽንብል ናብ ኣንበብቲ ዝበጽሓ መጽሓፍቲ ፍቕሪ
PEN Eritrea conducted workshops to Eritrean refugee writers in Cairo and Kampala from 17th -21st of September and from 30th of September to the 1st of October, respectively. More than 45 participants —collectively – took part in the workshops. The sessions were offered as part of PEN Eritrea’s Breaking the Silence project which is implemented
Eritrean exiled poet and journalist Yirgalem Fisseha Mebrahtu winner receives the first PEN Eritrea’s Freedom of Expression Award that includes certificate of recognition, a medal, and $1,000.00.
ባህጊ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ፣ ኣሕታሚ እምኩሉ፣ ዓመተ ሕትመት 2019፣ ዋጋ $19.75 ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ተደሪሳ ብኣሕታሚ እምኩሉ እትዝርጋሕ ዘላ ልብ-ወለዳዊት መጽሓፍ ባህጊ᎓ ኣንፈት ንሰናይ ትንሳኤ ነቲ ኣብ ምንቍልቋል ዝርከብ ሕትመት መጽሓፍቲ (ብቐንዱ ከኣ ናይ ኤርትራ)፣ ትስፉው ጠመተ ነቲ ኣብ ስደት እግሪ ብዘይተኸሉ ጸሓፍቲ ዝካይደ ዘሎ ምብርባር ስነ-ጽሑፍ ኤርትራ፣ ብቐንዱ ከኣ ዓቢ ሰነድ ነቲ ብሰንኪ ሕሱም መድሃኽቲ ምልኪ
ቴድሮስ ኣብርሃም* “ሕልፈት”፡ በየነ ሰመረ፡ መልበርን፡ ኣውስትራልያ፤ 2018፡ 124 ገጻት። “ሕልፈት”፡ 12 ሓጸርቲ-ዛንታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ ብ2018 ብበየነ ሰመረ ንሕትመት በቒዓ። በየነ፡ ኣብ መእተዊ መጽሓፉ ንዝተፈላለዩ ቀጽላታት ትርጕም ሕልፈት እትብል ቃል ኣዀምሲዑ ይትንትን። ኣብ’ታ መጽሓፍ ቀሪበን ዝርከባ ዛንታታት፡ ደቂ ሃገሩ ይሓልፉዎ ንዘለዉ ብዙሕ ዝዓይነቱ ህይወት ዘንጸባርቓ ብምዃነን ድማ፡ እታ ቃል፡ ኣርእስቲ መጽሓፉ ንኽትከውን ከም ዝመረጻ ይእምት።
