ኣብርሃም ተስፋልኡል* ገጣሚ፡ ሃያሲ፡ ኣማእዛኒ ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ብ1971፡ ካብታ ሸውዓተ ቈልዑ ዝወለደት ስድራቤት ኣስራት መብራህቱን ኣብርሃጽዮን ሃይለን ኣብ ኣስመራ ዝተወልደ ኣማኑኤል: ምንኣስ ቦኽሪ ኰይኑ: መባእታ ኣብቲ ሽዑ “ሰሜናዊ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዝነበረ፣ ማእከላይ ደረጃ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሽወደን ኣኽርያ፣ ካልኣይ ደረጃ ድማ ኣብ ሳንታ-ኣና (ናይ ሎሚ ሰማእታት) ወዲኡ። ብድሕሪኡ ኣብ 1989 ናብ ባህርዳር ብምኻድ ፔዳጎጂ (ትምህርቲ ስነ-ምምህርና) ንሓደ ዓመት
Category: behind the bars
እስጢፋኖስ ገብረሚካኤ* እድሪስ ኣባዓረ፡ ብ1953፡ ኣብ ዓዲ-ሹማ ዝተባህለት ንእሽቶ ዓዲ ክውለድ ከሎ ብንእሽቶኡ ግን ንጊንዳዕ ብምምጻእ ኣብኡ ተማሂሩ። እድሪስ ኣብ 1970 ኣብ ህሓሓኤ ተሰሊፉ። ምስ እድሪስ ኣብ ጊንዳዕ ክንፋለጥ ይግብኣና’ኳ እንተ ነበረ፡ ትምህርቲ ክልተ ዓመት ድሕረይ ስለ ዝነበረን ኣብ በበይኑ ዞባ ንቕመጥ ብምንባርናን ተመሃሮ ከለና ዘራኽብ ኣጋጣሚ ኣይተፈጥረን። ናይ ቀረባ ፍልጠት ኣይንበረና ደኣ’ምበር ብማዕዶ ግን ከም ካልኦት ደቂ ጊንዳዕ እርእዮ ነይረ። ምስ ስዉእ ምንኣሰይ ሓወይ
By Ahmed Raji* Eritreans who lived in Port Sudan in the late 1970s and early 80s, especially those who attended Comboni School in that city, would remember Yousif Mohammed Ali. Slightly shy and serious looking, of medium height and fairly black complexion, Yousif was recognizable by his big afro and a distinctive grin. He was
Dawit Issak is Eritrean-Swedish poet, journalist, dramatist who was co-owner of the first private newspaper Setit. Dawit was taken to prison in September 2001 along other colleagues and editors of the private newspapers banned then. The following is what his brother wrote on his 5000 days behind the bars. It has been published in Swedish Dissident Blog.