Tag: WIR MACHEN DAS

ትርጕም ስመይ፣ “ዓለም-ትርጋእ” ማለት እዩ። 1ይቲ ደብዳበኣዊ መልሲ ይርጋኣለም ንሳቢና ብሪሎ።

WIR MACHEN DAS (ሓርፋፍ ትርጕም-‘ኢሂናይ ደኣ ዘይንገብሮ! / ንገብሮን ፈረቓን’ምበር!’ )፡  ኣብ 2015 ካብ ዝተፈላለየ ዓውዲታት፤ ባህሊ፣ ሳይንስ፣ ስነጥበብ፣ ጋዘጠኛነትን፣ ካልእን፤ ብዕላማ ዝተጠምራ 100 ደቂ-ኣንስትዮ ዝመስረታኦ ሓልዮታዊ ትካል እዩ። ንብዙሕነት ከም ጸጋ ቈጺሩ ድማ ኣብ ስነጥበብ፥ ባህሊ፥ ወዘተ. ኣተኲሩ ይዓዪ። ናይ ስደትን ቅልውላውን ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መጻእተኛታት ጸሓፍቲ፡(ብፍሉይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ) ዝበቅዕ ደገፍ ረኺቦም ኣብ ምምእዛን ሕብረተሰብን፡ ምቕናዕ

Continue reading