Tag: በየነ ሃይለ

በየነ ሃይለ ኣብ ዝኽሪ ሻውዓይ ዓመቱ፤ “ንሕና’ውን ኣይጸገብናካን በያን”

 ኢሳያስ በየነ* እዚ ጽሑፍ ብምኽንያት ዝኽሪ በየነ ሃይለ እተዳለወ እዩ። በየነ ሃይለ ካብ ዝዓርፍ እንሆ ሎሚ ዕለት 29 ሰነ ሻውዓይ ዓመቱ ይገብር ኣሎ። ድሕሪ’ዚ ኵሉ ዓመታት፡ ተመሊሰ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ዘዕልለንን (ዘዕልለናን) ዝነበረ ዕላላት’ሞ ዝምዝግቦም ዝነበርኩ ተመሊሰ ክርእዮም ፈቲነ። እቲ ዕላላት ጥራይ ዘይኰነ እቲ ሃዋህው’ውን እዩ ጎፍ ኢሉኒ። በየነ በቲ ህዱእን ትሑትን ዝበለ ድምጹ፡ ዘይርብሽ

Continue reading