Tag: ሃይለ ቢዘን ይርጋኣለም ፍስሃ ኣለኹ

ሰለስተ (ኣገደስቲ) መጽሓፍቲ ግጥሚ ተሓዊሰን ኣለዋ’ሞ ከይጋረዳ

ኣብርሃም ተስፋልኡል* 2 መጋቢት 2020 ኣስተማቓሪ እምበር ገጣሚ ዘይምዃነይ፡ ንኸምዚ ዝብል ውልቃዊ ትንታነ ክህብ የኽእለኒን ብመጠኑ ካብ ጸግዕነት የድሕነኒን ኢለ እኣምን። ኣብ ፈለማ ወርሒ ለካቲት 2019፡ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ናብ ኣንበብቲ ዝበጽሐት ህያው ደብሪ፡ ትግርኛዊ ቕንየት  ብተስፋማርያም ወልደማርያም ኣብ መኣዝን ስነ-ግጥሚ ኤርትራ ዓባይ ነጥበ-መቐይሮ’ያ። ድሒረን ብመገዲ ኣሕታሚ እምኵሉ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2019

Continue reading