ግንቦት 10: 2020
ኣደይ ጽንዓት
ግዒታትለይ ግዓት… ብጽንዓት!
ኣይውሓዳን ማይ
ኣይውሓዳን ወራድ ማይ
ከምዚ ኸማይ
ግዳስ… ኣብ ግዜ ምዓት
ክነፍዓላ ከምቶም ንፉዓት
ክብርትዓላ ከምቶም ብርቱዓት
ክበቕዓላ ከምቶም ብቑዓት… ደቃ
ዶ/ር ርእሶም ሃይለ
ዕንክሊል (2002)