Eritrean Filmmaker Tesfit Abraha speaks out about State repression

By Yonatan Tewelde* Eritrean filmmaker Tesfit Abraha has spoken out about the repressive apparatus at the Eritrean Ministry of Information where he has worked as a cameraman for 15 years in an interview he gave to Radio Wegahta. Tesfit  has made a name for himself in the Eritrean art circles as the writer, director and cameraman

Continue reading

ሕንግሮ

ሕንግሮ ተባሂሎም ሕንግሮ ኢሎምና ሕንግሮ ኢልና   ሕንግሮ ዝበልናዮም ሕንግሮ ክብሉ እዮም ሕንግሮ ንዘድልዮም   እዛ ወርሒ እንብላ ኣብ ልዕሌና ዘላ ኣመሪካ ሮኬት ሰንድያ ሃሪማታ ይብሉና   ሩስያ’ውን ስፑትኒክ ሰንድያ ስሒታታ ይብሉና ዝስንዶ እኳ የብልናን ብሕንግሮ ግን መን ከማና   ደጊም ንሕና ተሓናጊርና ኣሽንኳይ ወርሒ ጸሓይ’ውን ኣብ ኢድና ከነእትዋ ኢና ከነእቱዋ ቍሩብ እሞ ትዝሓለልና/ከነእትዋ ኢና!

Continue reading

ሕጥቦ ሽኮር

ብጽዉጉ ነታ ቐጠፍ ብፈትላ ኔው ነጀው ምሰ’በላ ሕውን ኢላትሉ’ያ። ብጽዉጉ ሽጋራ ቀስ ኢሉ ከየሸራ ክቢ ትኪ ይሰርሓላ፣ ብጽውጉ ኣብ ደሴቱ ዓይኒ ንዓይኒ ተራኸብና ሓበሻነትና ተናበብና፡ ቆብ ኣቢለ ጋሻነቱ ክምስ በልኩዎ ንምእንጋዱ። ኣብ መንጎ ማንካ ጠለቐላ የማነ ጸጋም እንደገና፣ ”ሽኮር ኣይገበርካላን” “ደሓን ትፍትሽ እያ ዘላ“ “እንታይ ትፍትሽ?” “እንታይ ከኣ ትብልኒ?!“ ብሕቶ ኣዋጠረኒ። ሻሂየይ መጺኣ ኣንፈት ዕላል

Continue reading

ሰነድ ቪድዮ “ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት” ስለምንታይ?

“ኤርትራውያን ነበርቲ እገለ ካብኣቶም ዝድለ ግቡኣት ከማልኡ ቅሩብነቶም ገሊጾም” ዝብልን ዝመሳሰልን ጥራይ ዋሕዚ ዜናታት መንግስታውያን መራኸቢ-ብዙሃን ኤርትራ ኣብ ዝደጋገመሉ፡ ንመሰረታዊ መሰል ሰብ ዝገልጽ ቪድዮ ምድላው ኣገዳሲን እዋናዊን ይገብሮ። ግቡኣቱን ግዴታቱን እምበር መሰረታውያን መሰላቱ በቲ ዝምልከቶ መንግስቲን ምምሕዳርን ተሓቢሩዎ ንዘይፈልጥ ህዝቢ ኤርትራ እምበኣር ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት (1948) ናብ ትግርኛ ብምትርጓም ኣብ ኤርትራዊ ዓንኬላት ንምብጻሓ እንሆ

Continue reading