Category: literature and poetry

ማመት

ማመት እትብሃል ኣመንዝራ ነበረት፣ ባዕላ ንነብሳ መሰንቆ እቲወቅዕ፣ ዓዳ ቀላይ በዓልቴት፣ ኣቦኣ ጸባኡ። ማመቴ ጓል ኣቦይ ጸባኡ ሓደ ፈርጊ ሓደ ቀራናኡ ሓደ ጣዕዋ ሓደ ዝራብዑ ሓደ ያሒት ሓደ ገበታኡ ሓደ ፈርጊ ሓደ ቀራናኡ መንግስተ ሰማያት ከም ዝቦኡ።     ማመቴ ጓለቦይ ሰንሰለት ወሽፍያ ጡባ ዘየትከለት ገልገል’ያ ልጓም ዘየልዓለት ኲናት ጋዞ ናይ ሓማሴን ስሕለት።    

Continue reading

ፋልመይቲ ፍቕሪ

ሓጻር ዛንታ ሽሕ’ኳ ሎሚ ተጋዳላይ ኮይነ፡ ካብታ ኣብሊጸ ዝፈትዋ ከተማ ከረን ኣማኢት ኪሎ ሜተራት ርሒቐ ኣብ’ዚ ኸርፋሕ ጎቦታት ሳሕል እንተ ሰፈርኩ፡ እቲ ኣብኣ ዘሕለፍኩዎ ምቁር ትዝታታት ንእስነት ክሳብ ሎሚ ኣይረሳዕኩዎን። እዋይ ብኡነት! ኣብዚ ጭው ዝበለ ሓውሲ ምድረበዳ ካብ ዝኣቱ ሸሞንተ ዓመት ኣሕሊፈ ወደይ! ኤእ … እንታይ’ሞ ይገበር … ይኹን’ምበር፡ እዛ ፍልይቲ ፍጻመ እዚኣ ሓንቲ ኻብተን

Continue reading

እንተዝጕብዝ ነይሩ!? …

ኵሉ ሃርፎት’ዩ ትምኒት መጻኢ ዘቋሰየ ቍልዕነቱ ብሕንቃቐ ምስ ዛረየ ኣካላቱ ዓዂኹ ምስ ረኣየ ትልሚ ፍልጠቱ ብምርጫኡ ምስ ዛረየ   ድሌቱ ሰሚሩ ኣብቲ ቀጽሪ ‘ተዝጽንበር ብመሰሉ እንተ ዝእከብ እንተ ዝመክር እንተ ዝካታዕ ንማእሰርቲ ኣቦ መንበር   እንድዒ’ኳ እንተዝውዕላ እታ ዕለት ካብ መደቀሲኡ ተገዲዱ እንተዝውሰድ ዓለም ምረኣናያ እንታይ ከምትፈርድ?!   ዘይከውን’ዩ ኰይኑ ግዜ ቍሩብ ውሒዳ ጽባሕ ከይትኸውን

Continue reading

ሕንግሮ

ሕንግሮ ተባሂሎም ሕንግሮ ኢሎምና ሕንግሮ ኢልና   ሕንግሮ ዝበልናዮም ሕንግሮ ክብሉ እዮም ሕንግሮ ንዘድልዮም   እዛ ወርሒ እንብላ ኣብ ልዕሌና ዘላ ኣመሪካ ሮኬት ሰንድያ ሃሪማታ ይብሉና   ሩስያ’ውን ስፑትኒክ ሰንድያ ስሒታታ ይብሉና ዝስንዶ እኳ የብልናን ብሕንግሮ ግን መን ከማና   ደጊም ንሕና ተሓናጊርና ኣሽንኳይ ወርሒ ጸሓይ’ውን ኣብ ኢድና ከነእትዋ ኢና ከነእቱዋ ቍሩብ እሞ ትዝሓለልና/ከነእትዋ ኢና!

Continue reading

ሕጥቦ ሽኮር

ብጽዉጉ ነታ ቐጠፍ ብፈትላ ኔው ነጀው ምሰ’በላ ሕውን ኢላትሉ’ያ። ብጽዉጉ ሽጋራ ቀስ ኢሉ ከየሸራ ክቢ ትኪ ይሰርሓላ፣ ብጽውጉ ኣብ ደሴቱ ዓይኒ ንዓይኒ ተራኸብና ሓበሻነትና ተናበብና፡ ቆብ ኣቢለ ጋሻነቱ ክምስ በልኩዎ ንምእንጋዱ። ኣብ መንጎ ማንካ ጠለቐላ የማነ ጸጋም እንደገና፣ ”ሽኮር ኣይገበርካላን” “ደሓን ትፍትሽ እያ ዘላ“ “እንታይ ትፍትሽ?” “እንታይ ከኣ ትብልኒ?!“ ብሕቶ ኣዋጠረኒ። ሻሂየይ መጺኣ ኣንፈት ዕላል

Continue reading

​ Wed-Amir: The legendary Eritrean Poet and Singer

Eritrean journalist Abubaker Sayek wrote a long piece on the times and arts of the legendary singer-song-writer, “Wed-Amir” for Hedgait blog in Arabic. Based on information from the article and other sources, Mohammed Hiyabu is introducing the singer to English readers. Idris Amir aka “Wed-Amir”—was legendary, extraordinaire singer-song-writer who has immensely shaped the Tigrait language

Continue reading

ቀንዴል ጸልማት

Poem by Ghirmai G.Meskel (1988)   ቀንዴል ጸልማት ተዋጋኢ፡ ብሕጂ ዚዋጋእ፡ ድጉን ሓርበኛ፡ ንናጽነትን ብተስፋኣን ዚነብር፡ ብኣኣ ዚዕንገል፡           ንዓኣ ዝውፈ፡ ጕዕዞኣ ብሓንቲ ቀንዴል ይበርህ፡                       ናይ ተስፋ ቀንዴል                        

Continue reading

At Lampedusa

translated by Cristina Viti AT LAMPEDUSA On the third of October a boat arrived at Lampedusa carrying 518 people. Survivors of a ferocious dictatorship and of an insidious crossing in the dead of night, from that big raft they saw the lights of the promised land. And thinking their suffering was over, they raised a

Continue reading