መጋቢት 5–2021 ኣሎ እዋን ኣሎ ግዜ ቢልካ ቢልካ ሓሸውየ ወትሩ ቁዛም ወትሩ ወየ እዋን ኣሎ ወርሓት ኣሎ ዝወድቀካ ሓሳብሎ ኣልቦ መዓት ነይተልዕሎ መሲእካ ፈቲግካ ኩሉ ይዝረገካ ሓሲብካ ዘቚቕካ ከቶ ነይሰልጠካ ንስኻ ትነድቕ ደድሕሬኻ ይወድቕ። እንታይ ዶ ይግበር’ዩ … እናተበራረዩ … ኢድካ ተኣሲሩ ኩርንኩሪት “ህህ!” ‘ተበሉኻ ብኹርንዒት?! እንተ መኸሩልካ ለይትን ቀትርን እንተ ደርበዩልካ እምንን በትርን?! ኣይበልካ
Category: literature and poetry
ለካቲት 7 2021 ኣቲ ብርዒ እስከ ስምዒ መወልዒ’ዶ ኣለኪ መወልዒ? መወልዒ ሽምዓ መድለይ ሓቂ ክንዲ መርፍእ ክንዲ ዕንቊ ጠፊኣትኒ ኣብቲ ሓሰር ሓሰር ኣፍሪቃ ገለን ብምጥምየት ገለን ብሕማም ብምዅስታር ገለን ብምሳር ብምምታር ገለም ብምእሳር ገለን ብምሕሳር ክንዲ ደቃ ምስርሳር ኣቲ ብርዒ እስከ ስምዒ መወልዒ’ዶ ኣለኪ መወልዒ? ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ምንጪ–ዕንክሊል (2002)
Oct. 14th, 2020 Something growled Something boomed Invading the calm It echoed. … Stuck Where two brothers pass each other by Where two brothers meet Where two brothers join In the piazza of life and death In the gulf between calamity and culture In the valley of anxiety and peace Something boomed. While the chia and seraw acacias
Yohannes A. Tesfamichael* Oct. 11, 2020 [Setting: Messenger chatroom as observed on Filimon’s laptop screen. As a tribute to their friendship, Filimon, a writer, has written a story from an actual experience with his friends a few years back. He clears his throat before reading it to them for feedback. His maximized face dominates the
ኣንቲ ማማይ ኣንቲ ማማይ ማማይ ማማማይ ማማይ ንስኺ ትፈልጥዮ ጥራይ ማይ ጥራይ ማይ “ኣበይ ተወለድኪ ኣንቲ ማማይ?” “ኣብ ባሕሪሪ እምበር ባሕሪ ዝገያሻይ “ኣብ ባሕሪ እምበር ባሕሪ ዝገያሻይ” ኣንቲ ማማማይ ሕንጢት ማማማይ ካብ ኮነልኪ ጕዕዞ ካብ ማይ ናብ ማይ ማይ ማይ ማማይ ማይ ማ “ሕንጢት ማማይ ሓቛፊኺ መኔ?” “ጨው ባሕሪ እምበር መን ነበረ
ሰነ-19-2020 1 እንድዒ ግዜኡ መዓስ ተተኺሉ ከምዝበቈለ ብመን ከምተተኽለ ዕረ ግን ምቁር ምቁር ግን ዳንዴር ሓዲርዎ ሓዲሩ ወኒንዎ ፍቕሪ ሃገር ብቕድሚኡ ናወጠጠ ብድሕሪኡ ናሻሞጠ “ሃጽ በል ሃጽ በል” በሎ “ኣይትውዓል ኣይትሕደር” 2 ብዘይስንቂ ጭራም ቊራስ ንሳ ጥራይ ሒዙ ‘ታ’ብልቡ ዘላ ትንፋስ ንቤቱ ምስ ሰራዊቱ ንድሕሪት ጨብ ኣቢሉ ኲዕዩ ዋላ ንነብሱ ንባዕሉ ንዮ ራሕቒ ጠንጢኑ ምሉእ
(ግንቦት 29 2020) ንእስነት ክንዕክት፡ ኮንዶም ገባብሩ! እርጋን ከነዳምቕ፡ ማስክ ጐላልቡ! እዚ ናትና ትውልዲስ፡ ሓጢያት መን’ዩ ጸይሩ? ሃይለ ቢዘን
ግንቦት 10: 2020 ኣደይ ጽንዓት ግዒታትለይ ግዓት… ብጽንዓት! ኣይውሓዳን ማይ ኣይውሓዳን ወራድ ማይ ከምዚ ኸማይ ግዳስ… ኣብ ግዜ ምዓት ክነፍዓላ ከምቶም ንፉዓት ክብርትዓላ ከምቶም ብርቱዓት ክበቕዓላ ከምቶም ብቑዓት… ደቃ ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ዕንክሊል (2002)
April 29, 2020 For the dream I am for the fear I have become for the soul that splinters my love for the lost and found broken for the bearers of silent news for the holy pebbles I’ve swallowed for things possible in death for voices made of distant laughter This is a silent