blog

“ኣቡዬ” [ሚልኪያስ ምሕረተኣብ] ኣነ ብዝፈልጦ

ሃብተኣብ የማነ* ሚያዝያ 2 2021 ልዕሊ’ታ ወለዱ ዘውጽእሉ ሚልኪያስ እትበሃል ወግዓዊት ስሙ፣ ዝያዳ ብብዙሕ ሰብ ዝፍለጠሉ ስም “ማስተሬ” ገለ መቕርብ ድማ “ኣቡዬ” እቶም ሰብ ውሻጠ ድማ “ኣተሽም” ተባሂሉ ኢዩ ዝጽዋዕ። እተን ክልተ ቀዳሞት ናይ ቅብጥሮት እታ ዳሕረወይቲ ድማ በታ ኣብታ ንሱ ከም ዋና-ኣሰናዳኢ ኰይኑ ዝመርሓ ጋዜጣ ቀስተ–ደበና ኣብ ዓምዲ ፖለቲካ ዝጥቀመላ ዝነበረ ናይ ብርዒ ስሙ’የን። […]

Continue Reading...