blog

ቅጽበታዊ ዝኽሪ፤ መርድእ ዕረፍቲ ጋዜጠኛ ሚልኪያስ ምሕረትኣብ ዘፈልፈሎ

ኣኸደር ኣሕመዲን* መጋቢት 26 2021 ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ኣስመራ መበገሲኡ ዘይፍለጥ ‘ሚልኪያስ ሞይቱ’ ዝብል ወረ ይነፍስ ስለዝነበረ፡ እቲ ስንባደን ጓህን ሽዑ ተመቒሉለይ ይኸውን እዩ።  እዚ ናይ ሕጂ ዜና ዕረፍቲ ግን ርግጽ መዋእል-ዕረፍቲ ናይታ ዘየስተርሓየት ነብሱ ብምዃኑ ክመርር። ሚልኪያስ፡ ሓደ ካብቶም ንመሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት [ኣብ ኤርትራ] ደው ዝበሉ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ናጽነቱ ብግብሪ ከረጋገጽ ዝተቓለሰ፡ […]

Continue Reading...

literature and poetry

ከም ቆሎ መሸላ

መጋቢት 5–2021 ኣሎ እዋን ኣሎ ግዜ ቢልካ ቢልካ ሓሸውየ ወትሩ ቁዛም ወትሩ ወየ እዋን ኣሎ ወርሓት ኣሎ ዝወድቀካ ሓሳብሎ ኣልቦ መዓት ነይተልዕሎ መሲእካ ፈቲግካ ኩሉ ይዝረገካ ሓሲብካ ዘቚቕካ ከቶ ነይሰልጠካ ንስኻ ትነድቕ ደድሕሬኻ ይወድቕ። እንታይ ዶ ይግበር’ዩ … እናተበራረዩ … ኢድካ ተኣሲሩ ኩርንኩሪት “ህህ!” ‘ተበሉኻ ብኹርንዒት?! እንተ መኸሩልካ ለይትን ቀትርን እንተ ደርበዩልካ እምንን በትርን?! ኣይበልካ […]

Continue Reading...