Month: July 2020

ድሪተ ኦክተበር

ሺሻይ ሽመንዲ* ሓምለ 9 2020 ሰለስተ ጥቅምቲ እንክትመጽእ ኣብ ነብሰይ ዝክዖ ዝተሓናፈጸ ስምዒት ኣሎ። ከምቲ ብዙሕ እዋን ዝገብሮ፡ እንተ ፈዀሰኒ ብማለት ነቲ ዝተሰመዓኒ ቀዘዝታን ዝኽርን ንምሕንጣጡ’የ ዝፍትን። ሕጂ’ውን ኣብቲ ኣብ ቅድመይ ዘሎ ወረቐት ኣፍጢጠ፣ ነቲ ቅዘተይን ዝኽሩን ክገልጽ ዝኽእል ቃላት ኣይስእንን እኸውን እናበልኩ’የ ዝእልሽ ዘለኹ። ከም ዝመጸለይ እሓናጥጥ’ሞ፡ እቲ ኣብ መወዳእታ ዝረኽቦ ዘለኹ ጽሑፍስ ንጋድምን

Continue reading

نادي القلم الأرتري يعقد مؤتمره الثالث

عقد نادي القلم الإريتري مؤتمره الثالث عبر تطبيق (Zoom) ،  يوم السبت 27 يونيو 2020.  في البدء رحب رئيس اللجنة التحضيرية ، الدكتور/ دانييل. مكونين بالمشاركين، وأوضح  إن إنعقاد  المؤتمر عبر الإنترنت بدلاً من الاجتماع المقرر إنعقاده في أنتويرب ، بلجيكا في الأسبوع الأول من يوليو 2020 الناجم عن جائحة كوفيد 19. بناءاً عليه قررت

Continue reading

ምጽላል

ክብሮም ደሞዝ* ሓምለ 5 2020 ድምጺ ምጽላል ጥራይ’ዩ ዓው ኢሉ ዝስማዕ ነይሩ።  እቶም ካብ ምእራይ ዕንጨይቲ ዝተመለስና፡ ብድኻምን ጥምየትን ተሰኒፍና ብምንባርና፡ ኣብቲ ከም እቶን ዝልብልብ ሑጻ ዛሕ በልና። ምጽላል፡ ነተን ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ማይ ንኽህባና እናተደህየት፣ ንሳ ድማ ድራር ክትቅርበልና ሸበድበድ ትብል ከምዘላ ካብቲ ሸፋሕ ሸፋሕ ድምጺ ተበጊሰ’የ ብሓሳበይ ቀሪጸዮ። ዓይነይ ቛሕ ኣቢለ ክርእያ ዓቕሚ

Continue reading