Month: April 2019

ቍሩብ’ዶ ኣይምጸናሕካን ኣያ ተኪአ?

ኣብርሃም ተስፋልኡል ቅድሚ ናጽነት ኣቦ-መንበር ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ (ኤራ)፣ ኣብ ፈለማ ናጽነት ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፣ ከምኡ’ውን ኣቦል ቦርድ ምስንዳእ መጽሔት ሕውየት ዝነበረ ገዲም ተቓላሲን ጸሓፊን ተኪአ በየነ᎓ ኣብ መበል 78 ዓመቱ᎓ 13 ሚያዝያ ናብ ሰንበት ዘውግሕ ለይቲ ከም ዝዓረፈ ድሮ ኣብ ኵሉ ተባጺሑ ኣሎ። መርድእ ተኪአ በየነ ከምቲ ንዅሎም ናይ ቀረባን ርሑቕን

Continue reading

The Eritrean Diaspora is Unsettling its Autocratic Regime Through Social Media

“So far, the major achievement has been to demystify the seemingly ‘untouchable’ regime and conquer the pervasive fear.” “Since January, Eritrean social media, later amplified by the diaspora-based media that reach the country, has been generating a flood of calls to stand together in the face of the growing repression. Many have declared unanimously #EnoughIsEnough.

Continue reading

ሲሃም ዓሊ ዓብዱ

ሲሃም ዓሊ ዓብዱ   ሲሃም ንሃይለ ጓሉ፡ መባልዕቱ መባህልቱ፣ ንቢዘን ናይ ሕልና ሓፍቱ።     ዕድሜኪ የሕኲርዎ ‘ለዉ ንላዕሊ እና ደርደሩ፣ ኣነ ግን እፈልጦ እንድ’የ ትፈትውዮ ዜማ ምዝማሩ።   “ዂስቶ ሓወይ ደቒስካ ደውላ ቓጭላ!”   ሓቕኺ እንድኺ — ግን እቲ ዝደቀሰ`ኮ የለን፡ እቲ ዝቓጭል`ውን ከምኡ፡ ንስኺ`ውን ብዓቢኡ።   ሲሃም ንኹሉ ጓሉ–   ሓርቢቱና መታሕዞ ንቚዘማ

Continue reading