Month: May 2018

ገጽ ኣደይ

ሓጻር-ዛንታ (Photo Yonatan Tewelde) –ኣብ ገድላዊ ህይወተይ: መበቈል ዓደይ ወይ ድማ ዝተሰለፍኵሉ ከባቢ ንዋላ ሓደ መጋድልተይ ዘይንጋረይ: ምስጢር ንምዕቃብ ዘይኰነስ: ከምኡ ኢለ ንኽዛረብ ኣብ ኣፈይ ስለ ዘይመጸለይ ጥራየ’የ። -ድሕሪ ከባቢ ዓሰርተ ዓመታት ንኸበሳታት ኤርትራ እድይብ ምንባረይ: ጠሊ ከበሳ ዝረኸቦ ነብሰይ ምስ ሽታኡ ተደማሚሩ: ኣካላተይ ፍንጥሕ-ጥሕ በለ፣ ሓሳባተይ ዝሕው በለኒ። ከብደይ ከኣ ብትንትን አረ ብትንትንትን በለኒ።

Continue reading

ጽሩይ ማይ ናጽነት

ጽሩይ ማይ ናጽነት ጽሩይ ማይ ናጽነት ሰቲኻ ብላዕ ስተ ንዝብሉኻ በሊዐ እንድየ! ሰትየ እንድየ! ጸጊበ እንድየ! እንተበልካዮም ሓቅኻ እንዲኻ መዓስ ተጋጊኻ   ጽሩይ ማይ ናጽነት ሰቲኻ ደለኻ ብኢድካ ደለኻ ብታኒካ ደለኻ ብማንካ ሓንፊፍካ ካልእ-ማልእ ይትረፍካ ከይጽይቕ ኣፍካ   ጽሩይ ማይ ናጽነት መን ወሃቢኻ? ዓድኻ በረኻ በረኻ ዓድኻ ደንጐላ ፈሊጽካ ፈንቂልካ ዘንታዕካ ባዕልኻ   ሓሉ ሓደራኻ

Continue reading

ገጣሚት ኣይኮንኩን

ገጣሚት ኣይኮንኩን ግጥሚ እፈቱ’ምበር ገጣሚት ኣይኮንኩን ገጣሚ አድንቕ ግን ‘ገጣሚት’የ’ ኣይበልኩን። ኣነ ድኣ ትብዓተይ ቀቲለ ሕልናይ ኣቝሲለ ዓይነይ ዓሚተ እዝነይ ኣሚነ ልብኻ ዓሚጽካ ምንባር ክኢለ ንሓቂ ከይስየፍ ደኒነ ‘ናኸድኩ መቓብር ስምዒተይ ኮይነ ‘ናሃለኹ ተጋጊኺ`ለኺ ተጋጊኻ ኣለኻ ኣነ ኣይኮንኩን እታ ትብላ ዘለኻ! ከመይ ድዩ ገጣሚ!? ከመይ ድያ ገጣሚት!? ንህይወት ሽፋና ዘይኮነ ዕምቆታ ልሳና ዘይኮነ ስምዒታ ኣንቢቡ᎓ መርሚሩ᎓ መዝጊቡ

Continue reading

Grazmatch Tsegu

Short story In the mid-fifties, Villaggio Paradiso was a lot different from what it is today. All the villas to the west of the Asmara-Keren road have now totally replaced the government barracks of those days. The barracks had so much space between them that children could run and play at will. The big building

Continue reading

Shadow Report in Response to the Initial Report of the State of Eritrea to the ACHPR

PEN Eritrea and PEN International’s shadow report on Eritrea pursuant to Rule 74(2) of the Procedure of the African Commission on Human and Peoples’ Rights (ACHPR), in examination of the Initial Report of the State of Eritrea. Introduction PEN Eritrea and PEN International 1 submit this shadow report on Eritrea pursuant to Rule 74(2) of

Continue reading